ሕታም መጽናዕቲ
ሚያዝያ 2018
ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦ 4 ሰነ–8 ሓምለ 2018
© 2017 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
ገበር፦
ኪርጊዝስታን
ፍሉያት ፈለምቲ ዝዀኑ ሰብ ሓዳር ኣብ ጥቓ ኸተማ ባሊኪ ኣብ ዚርከብ ገጠር ይሰብኩ
ኣስፋሕቲ
5,235
መጽናዕትታት መጽሓፍ ቅዱስ
4,653
ተኣከብቲ በዓል ዝኽሪ (2017)
10,067
እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ዓለምለኻዊ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ።
ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ www.jw.org/ti ርአ።
ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።