ሕታም መጽናዕቲ
ታሕሳስ 2017
ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦ 29 ጥሪ–25 ለካቲት 2018
© 2017 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
ገበር፦
ኮት ዲቭዋር
ኮት ዲቭዋር (ቀደም ኣይቮሪ ኮስት)፡ ቀንዲ ኣፍራዪት እቲ ንመስርሒ ቸኮላታ ዚኸውን ፍረ ካካዎ እያ። እቲ ፍረ ካካዎ፡ ምእንቲ ኺነቅጽ ኣብ ጸሓይ ተሰጢሑ ኣሎ። ኣብቲ ኣጋጣሚ እቲ ድማ፡ ሓደ ፈላሚ ንሓደ ሰራሕተኛ፡ ቀንዲ ትሕዝቶታት እታ ብስራት ኣምላኽ ዘርእስታ ብሮሹር የፋልጦ
ብዝሒ ህዝቢ
11,133
መጽናዕትታት መጽሓፍ ቅዱስ
28,274
ተኣከብቲ በዓል ዝኽሪ (2016)
76,526
እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ዓለምለኻዊ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ።
ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ www.jw.org/ti ርአ።
ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።