ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w17 ሕዳር ገጽ 2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2017
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2017
w17 ሕዳር ገጽ 2

ትሕዝቶ

25-31 ታሕሳስ 2017 ዘላ ሰሙን

3 ብታሕጓስ ዘምር!

መዝሙር ምዝማር፡ ኵሉ ሳዕ ኣገዳሲ ኽፋል እቲ ህዝቢ የሆዋ ዜቕርብዎ ኣምልኾ እዩ። ይኹን እምበር፡ ገሊኦም ኣብ ቅድሚ ኻልኦት ዓው ኢሎም ኪዝምሩ የሰክፎም እዩ። ድምጽና ዓው ኣቢልና ብመዝሙር ንየሆዋ ኸይንውድሶ ዕንቅፋት ንዚዀነና ስክፍታ ብኸመይ ከነወግዶ ንኽእል፧ እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ብታሕጓስ ክንዝምር ዚድርኸና ጽቡቕ ምኽንያታት ትገልጽ፡ ናይ ምዝማር ክእለትና ኸነመሓይሽ ዚሕግዘና ሓሳባት እውን ትህብ።

1-7 ጥሪ 2018 ዘላ ሰሙን

8 ኣብ የሆዋ ትምዕቈብዶ ኣለኻ፧

8-14 ጥሪ 2018 ዘላ ሰሙን

13 ንፍትሕን ንምሕረትን የሆዋ ቕድሓየን

ካብተን ኣብ ጥንታዊት እስራኤል ዝነበራ ኸተማታት ዕቝባ ጠቓሚ ትምህርቲ ኽንምሃር ንኽእል ኢና። ኣብታ ቐዳመይቲ ዓንቀጽ፡ ኣብዚ ግዜ እዚ ሓጥኣን ኣብ የሆዋ ኺምዕቈቡ ዚኽእሉሉ መገድታት ርአ። ኣብታ ኻልአይቲ ዓንቀጽ ከኣ፡ ኣብነት የሆዋ ንኻልኦት ይቕረ ኽንብል፡ ህይወት ከነኽብር፡ ፍትሓዊ ተግባራት ክንገብር ብኸመይ ከም ዚሕግዘና ርአ።

18 “ለጋስ ይባረኽ”

15-21 ጥሪ 2018 ዘላ ሰሙን

20 ዓለማዊ ኣተሓሳስባ ኣወግድ

22-28 ጥሪ 2018 ዘላ ሰሙን

25 ገለ እኳ ሽልማትካ ኣይከልክልካ

እዘን ክልተ ዓንቀጻት እዚአን፡ ጳውሎስ ብመንፈስ ቅዱስ ተደሪኹ ኣብ ቈሎሴ ንዝነበሩ ክርስትያናት ኣብ ዝሃቦም ምኽሪ እተመስረታ እየን። እታ ቐዳመይቲ ዓንቀጽ፡ ሰሓቢ ወይ ዜእምን ዚመስል ዓለማዊ ኣተሓሳስባ ኽንሰምዕ ከለና እንታይ ክንገብር ከም ዘሎና ትገልጽ። እታ ኻልአይቲ ዓንቀጽ ድማ፡ ነቲ የሆዋ ዘተስፈወና ሽልማት ከይንረክብ ኪኽልክለና ዚኽእል ኣረኣእያታት ብኸመይ ከነወግዶ ኸም እንኽእል ትሕብረና።

30 ምስ ሓዳስ ጉባኤኻ ብኸመይ ክትላመድ ትኽእል፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ