ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w17 ጥቅምቲ ገጽ 1-2
  • ሕታም መጽናዕቲ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ሕታም መጽናዕቲ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2017
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2017
w17 ጥቅምቲ ገጽ 1-2
ግምቢ ዘብዐኛ ሕታም መጽናዕቲ፡ ጥቅምቲ 2017

ሕታም መጽናዕቲ

ጥቅምቲ 2017

ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦ 27 ሕዳር–24 ታሕሳስ 2017

© 2017 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania

ገበር፦

ናይጀርያ

ከምቲ ኣብ ሓያሎ ኸተማታት ዚግበር፡ ኣብታ ኣብ ኣፍሪቃ ብብዝሒ ህዝቢ ቀዳመይቲ እትስራዕ ከተማ ሎጎስ እውን ብግህዶ ምስክርነት ይውሃብ እዩ። ኣብዚ ቦታ እዚ ጥራይ፡ ኣብ ወወርሒ ብገምጋም ሽዱሽተ ሰባት መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኪግበረሎም ይሓትቱ እዮም

ኣስፋሕቲ

370,336

መጽናዕትታት መጽሓፍ ቅዱስ

870,185

ተኣከብቲ በዓል ዝኽሪ (2016)

774,874

እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ዓለምለኻዊ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ።

ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ www.jw.org/ti ርአ።

ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ —ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ