ትሕዝቶ
25 መስከረም 2017–1 ጥቅምቲ 2017 ዘላ ሰሙን
2-8 ጥቅምቲ 2017 ዘላ ሰሙን
8 “እቲ ኻብ ኵሉ ሓሳብ ዚበልጽ ሰላም ኣምላኽ”
እታ ቐዳመይቲ ዓንቀጽ፡ ስለምንታይ ንየሆዋ ብትዕግስቲ ኽንጸበዮ ኸም ዘሎና ትገልጽ እያ። እቶም ጥንቲ ዝነበሩ እሙናት ሰብኡትን ኣንስትን ዝሓደግዎ ኣብነት ብትዕግስቲ ኽንጽበ ብኸመይ ከም ዚሕግዘና እውን ክንርኢ ኢና። እታ ኻልአይቲ ዓንቀጽ፡ የሆዋ ዘይተጸበናዮ ነገር ኪገብር ዚኽእል ብኸመይ ምዃኑ ተጕልሕ። ምእንታና ኢሉ ስጕምቲ ኸም ዚወስድ ተኣማኒንና ብትዕግስቲ ንዕኡ ኽንጽበ ኸኣ ትሕግዘና።
13 ታሪኽ ህይወት—ፈተና ምጽዋር፡ በረኸት የምጽእ
9-15 ጥቅምቲ 2017 ዘላ ሰሙን
17 ነቲ ኣረጊት ስብእና ቐንጢጥና እንድርብዮ ብኸመይ ኢና፧
16-22 ጥቅምቲ 2017 ዘላ ሰሙን
22 ሓድሽ ስብእና ለቢስና እንነብር ብኸመይ ኢና፧
እታ ቐዳመይቲ ዓንቀጽ፡ ኣረጊት ስብእና ምቕንጣጥ ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት ምዃኑን ቀልጢፍና ነቲ ኣረጊት ስብእናና ኽንቅንጥጦ ዘሎና ስለምንታይ ምዃኑን ትገልጽ። ነቲ ድሮ ዝቐንጠጥናዮ ኣረጊት ስብእና መሊስና ምእንቲ ኸይንኽደኖ እንታይ ክንገብር ከም ዘሎና እውን ተብርህ። እታ ኻልአይቲ ዓንቀጽ፡ ክፋል ሓድሽ ስብእና ዝዀነ እተፈላለየ ባህርያት ትገልጽ፡ ነዚ ባህርያት እዚ ኣብ ህይወትናን ኣብ ኣገልግሎትናን ብኸመይ ከነንጸባርቖ ኸም እንኽእል ድማ ተብርህ።
30 ካብ መዛግብትና