ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w17 ለካቲት ገጽ 2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2017
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2017
w17 ለካቲት ገጽ 2

ትሕዝቶ

3-9 ሚያዝያ 2017 ዘላ ሰሙን

3 ዕላማ የሆዋ ኺፍጸም እዩ!

10-16 ሚያዝያ 2017 ዘላ ሰሙን

8 በጃ—“ፍጹም ውህበት” ኣቦ

መስዋእታዊ በጃ ክርስቶስ ኣብ እምነትናን ኣብ ምፍጻም እቲ የሆዋ ንደቂ ሰብ ዝነበሮ ናይ መጀመርታ ዕላማን ኣገዳሲ ቦታ ኣለዎ። እዘን ክልተ ዓንቀጻት እዚአን፡ በጃ ዘድለየሉ ምኽንያትን እንታይ ከም ዝዓመመን ነዚ ኻብ ሰማያዊ ኣቦና እተዋህበና ፍቕራዊ ውህበት ብኸመይ ሞሳ ኸነርኢ ኸም እንኽእልን ክንምርምር ኢና።

13 ታሪኽ ህይወት​—ብብዙሕ መገድታት ጸጋ ኣምላኽ ረኺብና

17-23 ሚያዝያ 2017 ዘላ ሰሙን

18 የሆዋ ንህዝቡ ይመርሖም

24-30 ሚያዝያ 2017 ዘላ ሰሙን

23 ሎሚ ንህዝቢ ኣምላኽ ዚመርሖም ዘሎ መን እዩ፧

ንሓያሎ ዘመናት፡ የሆዋ ብሰባት ኣቢሉ ንህዝቡ መሪሑ እዩ። የሆዋ ነዞም ሰባት እዚኦም ከም ዝደገፎምን ነዚ ሎሚ ዘሎ እሙንን ኣስተውዓልን ባርያ ይድግፎ ኸም ዘሎን ብኸመይ ንፈልጥ፧ ኣብዘን ዓንቀጻት እዚአን፡ ወኪላት ኣምላኽ ደገፉ ኸም ዘለዎም እነለልየሉ ሰለስተ መርትዖ ኽንምርምር ኢና።

29 ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

31 ካብ መዛግብትና

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ