ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w16 ታሕሳስ ገጽ 2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)—2016
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)—2016
w16 ታሕሳስ ገጽ 2

ትሕዝቶ

3 ታሪኽ ህይወት​—“ንዅሎም ዓይነት ሰባት ኵሉ” ዀይነ

30 ጥሪ 2017–5 ለካቲት 2017– ዘላ ሰሙን 2017

8 ብጸጋ ሓራ ወጺእኩም ኢኹም

6-12 ለካቲት 2017 ዘላ ሰሙን

13 ‘ናይ መንፈስ ምሕሳብ፡ ህይወትን ሰላምን እዩ’

ኣብ ሮሜ ምዕራፍ 6​ን ምዕራፍ 8​ን፡ ምስ ህይወት ክርስትና ዚተሓሓዝ ኣገዳሲ ሓበሬታ ንረክብ ኢና። ንዕኡ ምጽናዕና፡ ካብ ጸጋ ኣምላኽ ክንጥቀም የኽእለና፡ ኣብቲ ዘለኣለማዊ ጥቕምና ኸነተኵር ድማ ይሕግዘና።

18 ትዝክሮዶ፧

13-19 ለካቲት 2017 ዘላ ሰሙን

19 ንዅሉ ጭንቀትካ ናብ የሆዋ ደርብዮ

20-26 ለካቲት 2017 ዘላ ሰሙን

24 የሆዋ ነቶም ኣጸቢቖም ዚደልይዎ ዓስቢ ይህቦም

እታ ቐዳመይቲ ዓንቀጽ፡ ኵሉ ጭንቀትና ኸመይ ጌርና ናብ የሆዋ ኸም እንድርብዮ ትሕብር። እታ ኻልአይቲ ዓንቀጽ ከኣ፡ ኣምላኽ ነቶም ኣጸቢቖም ዚደልይዎ ዓስቢ ኸም ዚህቦም እምንቶ ብምሕዳር፡ ከመይ ጌርና እምነትና ኸነደልድል ከም እንኽእል ትገልጽ። ተስፋ እቲ ዓስቢ ኸመይ ገይሩ ኸም ዚጠቕመና እውን ትሕብር።

29 ልእመት—መገዲ ጥበብ

32 መሐበሪ ርእሰ ነገር ግምቢ ዘብዐኛ 2016

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ