ትሕዝቶ
24-30 ጥቅምቲ 2016 ዘላ ሰሙን
31 ጥቅምቲ 2016–6 ሕዳር 2016 ዘላ ሰሙን
ጸቕጥታትን ጭንቀትን ዓቕልና ኸም ዚጸብበናን ኣእዳውና ኸም ዚሕለላን ኪገብር ይኽእል እዩ። እታ ሓያል ኢድ የሆዋ ኽንጸንዕ ዜኽእል ሓይልን ብርታዐን ብኸመይ ክትህበና ኸም እትኽእል ርአ። በረኸት የሆዋ ንምርካብ ብኸመይ ‘ክትቃለስ’ ከም እትኽእል እውን ርአ።
14 ኣብ ቅድሚ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ነቲ ብስራት ምምጓት
7-13 ሕዳር 2016 ዘላ ሰሙን
ኣብ መላእ ምድሪ ዘለዉ ኣገልገልቲ ኣምላኽ ምስ ስርዓታት ቅዱሳት ጽሑፋት ተሰማሚዖም ምእንቲ ኺመላለሱ፡ ጽፉፍን ጽሩይን ኣብ ከባቢኦም ተቐባልነት ዘለዎን ኣከዳድናን ኣመለኻኽዓን ኪህልዎም እዮም ዚደልዩ። ኣከዳድናኻ ንኣምላኽ ዜኽብር እንተ ዀይኑ ብኸመይ ከተረጋግጽ ትኽእል፧
14-20 ሕዳር 2016 ዘላ ሰሙን
21-27 ሕዳር 2016 ዘላ ሰሙን
28 ኣቱም ወለዲ፡ ንውሉዳትኩም እምነቶም ኪሃንጹ ሓግዝዎም
ኣብዘን ክልተ ዓንቀጻት እዚአን፡ መንእሰያት ንእምነቶም ምእንቲ ኼደልድልዋን ኪማጐቱላን ብኸመይ ምስትውዓል ኪጥቀሙ ኸም ዚኽእሉ ኽንርኢ ኢና። ብዘይካዚ፡ ክርስትያን ወለዲ ደቆም ኣብ ኣምላኽን ኣብ ቃሉን ዘለዎም እምነት ኬማዕብሉ ብኸመይ ብዚማርኽ መገዲ ኺሕግዝዎም ከም ዚኽእሉ ኽንርኢ ኢና።