ትሕዝቶ
1-7 ነሓሰ 2016 ዘላ ሰሙን
6 የሆዋ ኸም ሰራሕ ካይላ ዀይኑ ኸም ዚቐርጸና ነስተውዕል
8-14 ነሓሰ 2016 ዘላ ሰሙን
11 እቲ ዓብዪ ሰራሕ ካይላ ኪቐርጸካ ትፈቕደሉ ዲኻ፧
ኢደ ጥበበኛ ነቲ ዚሰርሖ ኻይላ ተጠንቂቑ ብኢዱ እዩ ዚሰርሖ። ኣብዘን ክልተ ዓንቀጻት እዚአን፡ የሆዋ ኸም ዚቐርጸና “ሰራሕ ካይላ” መጠን እንታይ ከም ዚገብርን ኣብ ኣእዳዉ ኸም ልምሉም ካይላ ንምዃን እንታይ ክንገብር ከም ዘሎናን ክንርኢ ኢና።
15-21 ነሓሰ 2016 ዘላ ሰሙን
የሆዋ ኣምላኽ “ሓደ የሆዋ” ዚብሃል ብኸመይ እዩ፧ እዚ ነቲ ምስኡን ምስ ክርስትያን ብጾትናን ዘሎና ርክብ ብኸመይ ይጸልዎ፧ ኣብዛ በብዓይነቱ ልምድታትን ባህልታትን ዘለዋ ዓለም፡ ንሱ “ኣምላኽና” ምእንቲ ኪኸውን፡ እንታይ ክንገብር ከም ዚደልየና ኽንርዳእ ኣሎና።
22-28 ነሓሰ 2016 ዘላ ሰሙን
ኵሎም ሰባት ንኻልኦት ኪጐድእ ዚኽእል ጕድለታት ኣለዎም። ሰባት ብቓላቶም ወይ ብተግባራቶም ኣብ ዚጐድኡና እዋን፡ እንታይ ኣብነታት መጽሓፍ ቅዱስ እዩ ብኸመይ ክንምልስ ከም ዚግብኣና ኺሕግዘና ዚኽእል፧
28 ካብ ኣልማዝ ዚበልጽ ኣምላኽ ዚፈትዎ ባህርይ
32 ትዝክሮዶ፧