ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w16 መጋቢት ገጽ 2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)—2016
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)—2016
w16 መጋቢት ገጽ 2

ትሕዝቶ

2-8 ግንቦት 2016 ዘላ ሰሙን

3 ኣቱም መንእሰያት​—ንጥምቀት ተዳሊኹም ዲኹም፧

9-15 ግንቦት 2016 ዘላ ሰሙን

8 ኣቱም መንእሰያት​—ከመይ ጌርኩም ንጥምቀት ክትዳለዉ ትኽእሉ፧

ከም ኣገልገልቲ የሆዋ መጠን፡ ዓመት ዓመት ዳርጋ ርብዒ ሚልዮን ዝዀኑ ሰባት ኪጥመቑ ምርኣይ ብዙሕ የሐጕሰና እዩ። ብዙሓት ካብዞም ነዚ ኣገዳሲ ስጕምቲ ዚወስዱ ኸኣ መንእሰያት እዮም፣ አረ ገሊኦምሲ ገና ኣብ ዕድመ ኵትትና ወይ ጕርዝውና ኸይበጽሑ እዮም ተጠሚቖም። ኣብ ጐድኒ የሆዋ ኪቘሙ ኸም እተዳለዉ ብኸመይ ፈሊጦም፧ ንጥምቀትከ ብኸመይ ተዳልዮም፧ እዘን ክልተ ዓንቀጻት እዚአን፡ ነዚ ሕቶታት መልሲ ኺህባ እየን።

16-22 ግንቦት 2016 ዘላ ሰሙን

13 ክርስትያናዊ ሓድነትና ንምድልዳል፡ እጃምካ ኸተበርክት ትኽእል ኢኻ—ብኸመይ፧

የሆዋ፡ ብሓድነትን ብምትሕብባርን ምስ እንዓዪ፡ ይባርኸና እዩ። እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ኣብ ኣገልግሎት፡ ኣብ ጉባኤ፡ ኣብ ስድራ ቤት፡ ሓድነት ኪህልወና ዚሕግዝ ሓሳባት ሒዛ ኣላ።

23-29 ግንቦት 2016 ዘላ ሰሙን

18 የሆዋ ንህዝቡ ብመገዲ ህይወት ይመርሖም

የሆዋ ንህዝቡ ወትሩ ብዜተኣማምን መገዲ ይመርሖም እዩ። እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ኣምላኽ መምስ ኵነታቱ ኸመይ ገይሩ ምትዕርራያት ከም ዝገበረ ትገልጽ። ካብ የሆዋ ኸመይ ጌርና መምርሒ ኸም እነናዲ እውን ክንርኢ ኢና።

23 ኣብ ጉባኤኻ ኽትሕግዝ ትኽእልዶ፧

26 ንመንፈስ ነብያት ቅድሓዮ

29 ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ