ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w16 ለካቲት ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)—2016
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)—2016
w16 ለካቲት ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

ለካቲት 2016

© 2016 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania

3 ታሪኽ ህይወት​—የሆዋ ኣብ ኣገልግሎቱ ኣሳልጦ ሂቡኒ

4-10 ሚያዝያ 2016 ዘላ ሰሙን

8 የሆዋ “ፈታውየይ” ኢሉ ጸዊዕዎ

11-17 ሚያዝያ 2016 ዘላ ሰሙን

13 ነቶም ናይ ቀረባ ፈተውቲ የሆዋ ምሰሎም

እዘን ዓንቀጻት እዚአን ምስ የሆዋ ኣምላኽ ድልዱል ዕርክነት ኪህልወና ይሕግዛና። እታ ቐዳመይቲ ዓንቀጽ፡ ኣብቲ ኣብርሃም ዝሓደጎ ኣብነት እያ እተተኵር። ኣብታ ኻልአይቲ ኸኣ፡ ሩትን ህዝቅያስን ማርያም ኣደ የሱስን ብዛዕባ ዝሓደግዎ ኣብነት ኢና ኽንርኢ።

18 ወትሩ ንየሆዋ ብሓጐስ ኣገልግሎ

18-24 ሚያዝያ 2016 ዘላ ሰሙን

21 ንየሆዋ እሙን ኩን

25 ሚያዝያ 2016–1 ግንቦት 2016 ዘላ ሰሙን

26 ካብ እሙናት ኣገልገልቲ የሆዋ ተምሃር

ኣብዘን ዓንቀጻት እዚአን፡ ብዛዕባ ዳዊትን ብግዜኡ ብዛዕባ ዝነበሩ ሰባትን ዚገልጽ ዛንታታት መጽሓፍ ቅዱስ ክንርኢ ኢና። እዚ ዛንታታት እዚ ኸኣ ኣብ በዳሂ ዅነታት ንየሆዋ እሙናት ክንከውን ኪሕግዘና ዚኽእል ስርዓታት ሒዙ ኣሎ።

31 ካብ መዛግብትና

ገበር፦

በኒን

ኣብ ረግረግ ኣብ እትርከብ ቍሸት ኢታ፡ መብዛሕትኡ ኣባይቲ ኣብ እተተኽለ ዘንጊ እዩ ዚስራሕ፣ ሰባት ድማ ብዙሕ ግዜ ብጃልባ እዮም ዚጓዓዓዙ። እቶም ኣብኡ ኣብ ሰለስተ ጉባኤ ዚርከቡ 215 ኣስፋሕትን 28 ፈለምትን፡ ብ2014 ኣብ እተባዕለ በዓል ዝኽሪ 1,600 ተኣከብቲ ብምርካቦም ተሓጒሶም እዮም

ብዝሒ ህዝቢ

10,703,000

ኣስፋሕቲ

12,167

ስሩዓት ፈለምቲ

1,492

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ