ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • wp16 ቍ. 3 ገጽ 1-2
  • እትፈትዎ ሰብካ ምስ ዚሞተካ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • እትፈትዎ ሰብካ ምስ ዚሞተካ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2016
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2016
wp16 ቍ. 3 ገጽ 1-2
መጽሔት ግምቢ ዘብዐኛ፡ ቍ. 3 2016 | እትፈትዎ ሰብካ ምስ ዚሞተካ

እትፈትዎ ሰብካ ምስ ዚሞተካ

ቍ. 3 2016

© 2016 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania

እዛ መጽሔት እዚኣ፡ ማለት ግምቢ ዘብዐኛ፡ ነቲ ዝለዓለ ጐይታ ዅሉ ፍጥረት ዝዀነ የሆዋ ኣምላኽ ተኽብሮ እያ። እታ ኣብ ሰማይ እትርከብ ናይ ሓቂ መንግስቲ ዝዀነት መንግስቲ ኣምላኽ ድሕሪ ሓጺር ግዜ ንዅሉ እከይ መወዳእታ ኸም እትገብረሉን ንምድሪ ናብ ገነት ከም እትቕይራን ብምግላጽ ንሰባት ብብስራት ተጸናንዕ። ኣብቲ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኽንረክብ ኢሉ ዝሞተ፡ ሕጂ ድማ ኣብ ሰማይ ንጉስ መንግስቲ ኣምላኽ ኰይኑ ዚገዝእ ዘሎ የሱስ ክርስቶስ፡ እምነት ከነሕድር ተተባብዕ። እዛ መጽሔት እዚኣ፡ ካብ 1879 ኣትሒዛ ኸየቋረጸት ብናይ የሆዋ መሰኻኽር እትሕተም ዘላ ኻብ ፖለቲካዊ ጕዳያት ናጻ ዝዀነት መጽሔት እያ። ቀንዲ ምንጪ እቲ ኣብዛ መጽሔት እዚኣ ዘሎ ሓሳብ፡ መጽሓፍ ቅዱስ እዩ።

እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ዓለምለኻዊ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ።

ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ www.jw.org ርአ።

ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።

[ኣብ ገጽ 2 ዘሎ ስእሊ]

ዝያዳ ሓበሬታ ኽትረክብ ወይ ብናጻ መጽሓፍ ቅዱስ ከተጽንዕ ትደሊዶ፧

ኣብ www.jw.org/ti ክትርኢ ወይ ናብ ሓደ ኻብዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ኣድራሻታት ክትጽሕፍ ትኽእል ኢኻ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ