ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w14 15/12 ገጽ 32
  • መሐበሪ ርእሰ ነገር ግምቢ ዘብዐኛ 2014

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መሐበሪ ርእሰ ነገር ግምቢ ዘብዐኛ 2014
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2014
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2014
w14 15/12 ገጽ 32

መሐበሪ ርእሰ ነገር ግምቢ ዘብዐኛ 2014

እቲ ዓንቀጽ ዚርከበሉ ዕለት ሕታም

ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

  • ራሄል ንደቃ በኸየት፧ (ኤር 31:15)፡ 15/12

  • ሬሳ ምንዳድ ይግባእ ድዩ፧ 15/6

  • ሽማግለታትን ኣገልገልቲ ጉባኤን ዚሽየሙ ብኸመይ እዮም፧ 15/11

  • ኣይሁድ፡ ንመሲሕ ‘ንኺጽበይዎ’፧ (ሉቃ 3:15)፡ 15/2

  • “ኣይምርዓዉ ኣይምርዓዋ” ብዛዕባ ምድራዊ ትንሳኤ ድዩ፧ (ሉቃ 20:34-36)፡ 15/8

  • እቶም ክልተ መሰኻኽር እንታዎት እዮም፧ (ራእ 11:3-12)፡ 15/11

  • የሆዋ፡ ሓደ ክርስትያን እኹል ምግቢ ንኺስእን ይፈቅድ ድዩ፧ (መዝ 37:25፣ ማቴ 6:33)፡ 15/9

መጽሓፍ ቅዱስ

  • ሉቃስ ብልክዕ ዚጽሕፍ ጸሓፍ ታሪኽ ድዩ ነይሩ፧ 1/1

  • ማእከላይ ዘመን ኣብ ስጳኛ፡ 1/3

  • ብሓቂ ቓል ኣምላኽ ድዩ፧ 1/2

  • ብኸመይ እዩ ተጻሒፉ፡ 1/2

  • ፐሺታ ሱርስት፡ 1/9

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር

  • ብዘይ ሽጉጠይ ኣይንቀሳቐስን እየ ነይረ (ኣኑንሲያቶ ሉጋራ)፡ 1/7

  • ብዛዕባ ገነት ዚገልጽ ተስፋ፡ ንህይወተይ ቀዪርዎ (ኢቫርስ ቪጉሊስ)፡ 1/2

  • ንዅሉ ሕቶታተይ ብመጽሓፍ ቅዱስ መለሱለይ (ኢሶሊና ላሜላ)፡ 1/4

  • ንዘይፍትሓውነትን ንዓመጻን ባዕለይ ክቃለሶ እጽዕር ነይረ (ኣንትዋን ቱማ)፡ 1/8

  • ኣብ ርእሰይ ጥራይ እየ ዘተኵር ነይረ (ክሪስቶፍ ባውር)፡ 1/10

  • የሆዋ ኣይረስዓንን (ሱሳና ኡዲኣስ)፡ 1/1

ታሪኽ ህይወት

  • ናይ ምሉእ ግዜ ኣገልግሎት፡ ናበይ ከም ዝመርሓኒ (ሮበርት ዋለን)፡ 15/4

  • ንኣምላኽ ኣብ ምግልጋል ዘሕለፍክዎ ባህ ዜብል ህይወት (ፒተር ካርበሎ)፡ 1/9

  • ኣብ ኣገልግሎት መንግስቲ ኣምላኽ ዘሕለፍክዎ ኣገዳሲ ፍጻመታት (ሚልድረድ ኦልሰን)፡ 15/10

  • ኣቦ ስኢነ፡ ኣቦ ረኺበ (ገርት ሎሽ)፡ 15/7

  • ካብ ድኻመይ በርታዕኩ (ማይተ ሞርላንስ)፡ 1/3

  • የሆዋ ብሓቂ ሓጊዙኒ እዩ (ኬነት ሊትል)፡ 15/5

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

  • 100 ዓመት ዝገበረ ቕያ እምነት (ፎቶ ድራማ)፡ 15/2

  • ብቝልዕነተይ ዝመረጽክዎ፡ 15/1

  • ብየሱስ ይኣምኑ ድዮም፧ 1/5

  • ‘ነቲ መገዲ ፈሊጥዎ፡’ 15/12

  • ኣብ ምብራቕ ጸሓይ ዘላ ሃገር ብርሃን በሪሁላ (ጃፓን)፡ 15/11

  • ‘ዕዮ ቐውዒ ገና ኣይተዛዘመን’ (ብራዚል)፡ 15/5

  • ዩሬካ ድራማ፡ 15/8

  • ፈትዮም ይመጹ—ማይክሮነዥያ፡ 15/7

  • ፈትዮም ይመጹ—ምዕራብ ኣፍሪቃ፡ 15/1

  • ፈትዮም ይመጹ—ታይዋን፡ 15/10

እተፈላለየ

  • መላእኽቲ፡ 1/9

  • መንግስቲ ኣምላኽ መዓስ እያ ኽትገዝእ ጀሚራ፧ 1/10, 11/1

  • መንግስቲ ኣምላኽ ንኽትመጽእ ስለምንታይ ንጽሊ፧ 1/10

  • መንግስቲ ኣምላኽ ንዓኻ ብኸመይ ትጠቕመካ፧ 1/10

  • ‘ምስትውዓል ንቝጥዓ ደንጓዪ ይገብር፡’ 1/12

  • ምትሕንፋጽ እምነት፡ 1/3

  • ምድርና እተፈጥረትሉ ዕላማ፡ 1/6

  • ምጕዳል ፍትሒ እናሃለወ ኽነሱ፡ ጸንዐ (ኤልያስ)፡ 1/2

  • ሞት መወዳእታ ዅሉ ድዩ፧ 1/1

  • ሰይጣን ኣሎ ድዩ፧ 1/11

  • ስለምንታይ ንጽሊ፧ ብኸመይ፧ 1/7

  • ቅኑዓት ሰባት ስለምንታይ ሕማቕ የጋጥሞም፡ 1/7

  • በዓል ልደት፡ 1/12

  • ብዛዕባ መጻኢ ዚፈልጥ ኣሎዶ፧ 1/5

  • ብግዜ ጥንቲ፡ ሰባት ብወንጭፍ ገይሮም ይዋግኡ ነበሩ፡ 1/5

  • ተስፋ ምዉታት፡ 1/1

  • ቲምጋድ—እተቐብረት ከተማ፡ 1/12

  • ቶማስ ኢምለን (ምሁር)፡ 1/4

  • ናይ ሓቂ ሃይማኖት፡ 1/8

  • ንሰይፊ ሓዘን ተጻወረቶ (ማርያም)፡ 1/5

  • ንኣቦሓጎታት እንታይ ተስፋ ኣለዎም፧ 1/6

  • ንእስራኤላውያን እተዋህቦም ሕጊ ኣምላኽ፡ ፍትሓውን ቅኑዕን ድዩ፧ 1/9

  • ንዓለም ዝቐየራ ውግእ (ቀዳማይ ውግእ ዓለም)፡ 1/2

  • ንደቅኻ ብኸመይ ትግስጾም፧ 1/7

  • ኣምላኽ ብዛዕባ ምትካኽ ሽጋራ ዘለዎ ኣረኣእያ፡ 1/6

  • ኣብ መበል 16 ዘመን ዝነበሩ ሰለስተ ደለይቲ ሓቂ፡ 1/6

  • ኣብ ሰራጵታ ዝነበረት መበለት፡ 15/2

  • ኣብ ቤተ መቕደስ ዚምጽወት ምጽዋት፡ 1/1

  • ኣብ ቤተ መቕደስ ዚቐርብ መስዋእቲ፡ 1/2

  • ኣብ ግዝኣት ሮሜ ዝነበሩ ባሮት፡ 1/4

  • እንጌራ ህይወት፡ 1/6

  • ‘ከመይ ገይረኸ እዚ ኽፍኣት ክገብር እኽእል፧’ 1/11

  • ክዳን ምቕዳድ፡ 15/4

  • ዓልወ፡ 1/2

  • “ዝሐለምክዎ ሕልሚ እማ ስምዑ” (ዮሴፍ)፡ 1/8

  • ደቂ ሰብ ንምድሪ፡ ከም ዘይትዕረ ገይሮም ኬጥፍእዋ ድዮም፧ 1/9

  • ጁኽ ሕብሪ፡ 1/4

  • ገበነኛታት ኪቕተሉ ኸለዉ፡ ኣእጋሮም ዚስበር ዝነበረ ስለምንታይ እዩ፧ 1/5

  • ገንዘብ ምልቃሕ፧ 1/12

  • ገዛኢ እዛ ዓለም እዚኣ መን እዩ፧ 1/5

  • ጥንቲ፡ ዓሳ ንምዕቃብ እንታይ ይዝውተር ነይሩ፧ 1/7

  • ጥንታውያን ሃነጽቲ መርከብ፡ መራኽቦም ማይ ንኸይኣትወን እንታይ ይጥቀሙ ነይሮም፧ 1/7

ክርስትያናዊ ናብራን ባህርያትን

  • ሓሳብካ ኽትቅይር ኣሎካዶ፧ 15/12

  • ‘ምግቢ በብግዜኡ’ ትረክብዶ፧ 15/8

  • ‘ብልዐይ ፍቓድ ኣምላኽ ክገብር እዩ፡’ 15/5

  • ብፍታው ዚህቡ፡ 15/12

  • ‘ተመሊስካ፡ ንኣሕዋትካ ኣበራትዓዮም፡’ 15/8

  • ‘ትመጣጠርዶ’ ኣሎኻ፧ 15/9

  • ‘ንመገዲ እግርኻ ብምቕናዕ’ ዕቤት ግበር፡ 15/6

  • ንእተፋትሑ ክርስትያን ብጾትካ ሓግዞም፡ 15/6

  • ንፈተና ኽትቃወሞ፡ 1/4

  • ኣምልኾ ስድራ ቤት፡ 15/3

  • ‘እወን ኣይፋልን’ ድዩ፧ 15/3

  • ክትጽሊ ይግብኣካ ድዩ፧ 1/4

  • ዘይኣመንቲ ኣዝማድ፡ 15/3

ዓንቀጻት መጽናዕቲ

  • ህዝቢ የሆዋ ‘ኻብ ዓመጻ ይርሕቑ፡’ 15/7

  • ‘ሕጂ ህዝቢ ኣምላኽ ኢኹም፡’ 15/11

  • “መሰኻኽር ክትኰኑኒ ኢኹም፡” 15/7

  • “መንግስቲ ኻህናት” ክትኰኑ ኢኹም፡ 15/10

  • “መንግስትኻ ትምጻእ” ግናኸ መዓስ፧ 15/5

  • መከራ ኺህሉ ዝፈቐደ ስለምንታይ እዩ፧ 1/1

  • 100 ዓመት ዝጸንሐ ግዝኣት መንግስቲ ኣምላኽ ብኸመይ ይጸልወካ፧ 15/1

  • ምስ ውድብ የሆዋ ትስጕምዶ ኣለኻ፧ 15/5

  • ሞት—እቲ ዚሰዓር ናይ መወዳእታ ጸላኢ፡ 15/9

  • ‘ስማዕን ኣስተውዕልን፡’ 15/12

  • ቅዱሳት ክንከውን ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧ 15/11

  • ብመርዓ እቲ ገንሸል ተሓጐስ! 15/2

  • ብዅሉ ኣካይዳና ቕዱሳት ክንከውን ይግብኣና፡ 15/11

  • ብግዜ ንእስነትካ ጥበባዊ ምርጫ ግበር፡ 15/1

  • “ብዙሕ ጸበባ” እናሃለወ፡ ንኣምላኽ ብተኣማንነት ኣገልግሎ፡ 15/9

  • ‘ተስተውዕሎዶ’ ኣለኻ፧ 15/12

  • ትንሳኤ የሱስ ብኸመይ ይጸልወና፧ 15/11

  • ነቲ መዓይይቲ የሆዋ ናይ ምዃን ፍሉይ መሰል ኣኽቢርካ ርኣዮ፡ 15/10

  • ነቲ ናይ ዘለኣለም ንጉስ ዝዀነ የሆዋ ኣምልኮ፡ 15/1

  • “ነቲ ዘይርአ” ትርእዮ ዲኻ፧ 15/4

  • ነቲ እተቐበልካዮ ተማስወሉ ዲኻ፧ 15/12

  • ነቲ ግርማዊ ንጉስ ዝዀነ ክርስቶስ ወድሶ! 15/2

  • ነቶም ኣብ ናይ ምሉእ ግዜ ኣገልግሎት ዘለዉ ዘክሮም፡ 15/9

  • ንሓቂ ኸም ዝረኸብካያ ኣሚንካ ዲኻ፧ ስለምንታይ፧ 15/9

  • ንመወዳእታ እዛ ኣረጊት ዓለም እዚኣ ብሓባር ንጋጠሞ! 15/12

  • ንሰብኣዊ ድኽመት ከምቲ የሆዋ ዚርእዮ ጌርካ ዲኻ እትርእዮ፧ 15/6

  • ‘ንስኻትኩም ምስክረይ ኢኹም፡’ 15/7

  • ንቓል ኣምላኽ ተጠቐመሉ ህያው እዩ! 15/8

  • ‘ንብጻይካ ኸም ነፍስኻ ኣፍቅሮ፡’ 15/6

  • ንተኽእሎኦም ምሉእ ብምሉእ ኪጥቀሙሉ ሓግዞም፡ 15/6

  • “ንነፍሲ ወከፍ” ሰብ ከመይ ጌርና ኽንምልሰሉ ይግብኣና፧ 15/5

  • ንኣረጋውያን ተኸናኸኖም፡ 15/3

  • ንኣረጋውያን ኣኽብሮም፡ 15/3

  • ንእምነት ሙሴ ቕድሓያ፡ 15/4

  • ንኽልተ ጐይተት ኪግዛእ ዚኽእል ሓደ እኳ የልቦን፡ 15/4

  • ‘ንየሆዋ ኣምላኽካ ኣፍቅሮ፡’ 15/6

  • ኣብ መንግስቲ ኣምላኽ፡ ድልድልቲ እምነት ትሃሉኻ፡ 15/10

  • “ኣብቲ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ኣቕልቡ፡” 15/10

  • ኣብ ኣገልግሎትካ ነታ ወርቃዊት ሕጊ ስዓባ፡ 15/5

  • ኣብ ዘለኻ ኣሊኻ፡ ድምጺ የሆዋ ስማዕ፡ 15/8

  • ኣቱም ወለዲ፡ ንደቅኹም ጓስይዎም፡ 15/9

  • ኣንስቲ ኣብ ዕላማ የሆዋ እንታይ ግደ ኣለወን፧ 15/8

  • ኣወንታዊ ኣረኣእያ ዓቅብ፡ 15/3

  • ኣዒንቲ የሆዋ ዚቋመታኻ ምዃነን ተማስወሉ ዲኻ፧ 15/4

  • ኣጆኻ! የሆዋ ረዳኢኻ እዩ፡ 15/4

  • ክፉእ መዓልትታት ከይመጸ ንየሆዋ ኣገልግሎ፡ 15/1

  • የሆዋ ምንጪ ውህበትን ዕቝባን፡ 15/2

  • የሆዋ ብኸመይ ይቐርበና፧ 15/8

  • የሆዋ—ብውድብ ዚዓዪ ኣምላኽ፡ 15/5

  • “የሆዋ ነቶም ናቱ ዘበሉ ይፈልጦም እዩ”፡ 15/7

  • የሆዋ ናይ ቀረባ ዓርክና፡ 15/2

  • “የሆዋ ዝኣምላኹ ህዝቢ፡” 15/11

  • ጥቕሚ ርእስኻ ናይ ምስዋእ መንፈስ ዓቅብ፡ 15/3

የሆዋ

  • መከራ ኺህሉ ዝፈቐደ ስለምንታይ እዩ፧ 1/1

  • ብርቱዓት ንድኹማት ኪገፍዕዎም ዚፈቅድ ስለምንታይ እዩ፧ 1/2

  • ብዛዕባ ኣምላኽ እንታይ ክንመሃር ንኽእል፧ 1/1

  • ነቲ ዘይርአ ኣምላኽ ክትርእዮ ትኽእልዶ፧ 1/7

  • ናብ ኣምላኽ ክትቀርብ ትኽእል ኢኻ፡ 1/12

  • ንኣምላኽ መን ፈጢርዎ፧ 1/8

  • ኣምላኽ ብዛዕባ ዘይፍትሓውነት እንታይ ይስምዖ፧ 1/1

  • ኣምላኽ እንታይ ገይሩልካ፧ 1/3

  • ውሉዳት ንኣምላኽ ምፍቃር ኪመሃሩ ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧ 1/12

  • የሆዋ ነቶም ብፍታው ዚህቡ ይባርኾም፡ 15/12

  • ይግደሰልካ ድዩ፧ 1/8

  • ‘ጽባቐ የሆዋ’ (መዝ 27:4)፡ 15/2

የሱስ ክርስቶስ

  • ሎሚ እንታይ ይገብር ኣሎ፧ 1/4

  • ምዉታት ኣተንሲኡ እዩ፧ ስለምንታይ፧ 1/11

  • ሞት የሱስ ብኸመይ ይጠቕመና፧ 1/3

  • ንሞት የሱስ ብኸመይ ክንዝክሮ ይግባእ፧ 1/3

  • ኣብ መጻኢ እንታይ ኪገብር እዩ፧ 1/4

  • ኬምልጠካ ዘይብሉ በዓል (በዓል ዝኽሪ)፡ 1/3

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ