ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w13 15/12 ገጽ 32
  • መሐበሪ ርእሰ ነገር ግምቢ ዘብዐኛ 2013

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መሐበሪ ርእሰ ነገር ግምቢ ዘብዐኛ 2013
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2013
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2013
w13 15/12 ገጽ 32

መሐበሪ ርእሰ ነገር ግምቢ ዘብዐኛ 2013

እቲ ዓንቀጽ ዚርከበሉ ዕለት ሕታም

መጽሓፍ ቅዱስ

  • ንዘመናት እተሰወረ መዝገብ (መጽሓፍ ቅዱስ ጆርጅያንኛ)፡ 1/6

  • ዚርዳእ፡ 1/4

  • መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መልእኽቲ ሒዙ ኣሎ፧ 1/10

  • መጽሓፍ ቅዱስ ብመዓልታዊ ቛንቋ፡ 1/1

  • መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር

    • ‘ቀሺ ክኸውን እምነ ነበርኩ’ (ሮበርቶ ፓቼኮ)፡ 1/5

    • “ኣብ መወዳእታኡ ናይ ሓቂ ናጽነት ረኺበ እየ” (ብራያን ሂዊት)፡ 1/1

    • “ሕጂ፡ ንዓለም ክቕይራ ኸም ዘሎኒ ዀይኑ ኣይስምዓንን እዩ” (ዩካ ስዩልግረን)፡ 1/7

    • “ሕማቕ ጠባይ ከም ዝነበረኒ ተገንዘብኩ” (ኢሳ ሌኖነን)፡ 1/4

    • “ሓያሎ ሰባት ጸልኡኒ” (ዎልዶ ሞያ)፡ 1/10

    • “ንሓቂ ኽምርምራ” (ሉዊስ ኣሊፎንሶ)፡ 1/2

    • “ህይወተይ ናበይ ተምርሕ ከም ዘላ ኣርዚነ ኽሓስብ ጀመርኩ” (ኣለን ሃንኮክ)፡ 1/8

    ክርስትያናዊ ናብራን ባህርያትን

    • ድሕሪ ፍትሕ፡ 1/10

    • ተጸናኒዕካስ ኣጸናንዕ፡ 15/3

    • ልብኻ ንዚሕልኖ ተጠንቀቐሉ፡ 15/2

    • ውሉድካ ስንኩል እንተ ዀይኑ፡ 1/2

    • ሰብኣይ ኣደ ወይ ሰይተቦ ዘለወን ስድራ ቤታት፡ 1/5

    • ንሰባት ንምጥንቃቕ ብዝያዳ ኽትዓዪ ትኽእልዶ፧ 15/10

    • ኣቱም ሽማግለታት፡ “ንዝጸምኤት ነፍሲ” ተርውዩ ዲኹም፧ 15/6

    • መጻምድትኻ ምስ ዚመውት፡ 15/12

    • ሓዳር ዜሐጕስን ነባርን ኪኸውን ይኽእል፡ 1/9

    • ኣቱም ወለዲ፡ ንውሉዳትኩም ካብ ሕጻንነቶም ኣትሒዝኩም ኣሰልጥንዎም፡ 15/8

    • ጴጥሮስን ሃናንያን ሓሰዉ—እንታይ ክንመሃር ንኽእል፧ 1/3

    • ካልኣይ መውስቦ፡ 1/7

    • ምስ ውሉድካ ብዘይ ቈይቊ ተዘራረብ፡ 1/11

    • ካብ ሓደ ገበነኛ እንታይ ክንመሃር ንኽእል፧ 1/6

    የሆዋ

    • ብዛዕባ መከራና ይግደስ ድዩ፧ 1/7

    • ኣምላኽ የድልየና ድዩ፧ 1/12

    • ‘ንልብና ይመልኦ፡’ 1/7

    • ኣምላኽ ኪጕሂ ይኽእል፡ 1/9

    • “ኣምላኽ ሕጉስ ወሃቢ እዩ ዚፈቱ፡” 1/9

    • “ንሱ ኣምላኽ ህያዋን እዩ፡” 1/2

    • ‘እቲ ዘይርአ ባህርዩ፡ ብንጹር ይርአ፡’ 1/8

    • ኣምላኽ፡ ጨካን ድዩ፧ 1/5

    • ‘የሆዋ ይቕረ በለልኩም፡’ 1/10

    • የሆዋ ‘ኣየዳሉን፡’ 1/6

    • “ብቐጻሊ ለምኑ፡” 1/4

    • ሰባት ንኣምላኽ ከም ዘየፍቅርዎ ዚገብሮም ሓሶታት፡ 1/11

    • ኣምላኽ ንዅሉ ጸሎት ድዩ ዚሰምዖ፧ 1/8

    • “ንዅሉ እሕድሶ፡” 1/12

    • ብሓቂዶ ይሓልየልካ እዩ፧ 1/5

    • ‘ነቶም ዚደልይዎ ዓስቦም ዚህቦም፡’ 1/11

    • ‘ኣየነይቲ ትእዛዝ እያ ቐዳመይቲ፧’ 1/3

    • ‘ንሕጻናት ገለጽካዮ፡’ 1/1

    ናይ የሆዋ መሰኻኽር

    • ‘ቃል ኣምላኽ ሓቂ እዩ!’ ኣኼባታት ኣውራጃ፡ 1/5

    • የሆዋ ኣዕቈቦም (ዘመነ ናዚ)፡ 15/12

    • እቲ ንጉስ ባህ በሎ (ስዋዚላንድ)፡ 15/8

    • “ኣብ ውሽጢ ድርዑ ኸም ዘሎ ጐብየ” (ከም ቤት ዜገልግላ ማካይን)፡ 15/11

    • “ኣየ ስእሊ!” 15/7

    • ተስፋ ኣይትቝረጽ! 15/3

    • ሓድሽ ኣባል ኣመሓዳሪ ኣካል (ማርክ ሳንደርሰን)፡ 15/7

    • ፈትዮም ይመጹ—መክሲኮ፡ 15/4

    • ፈትዮም ይመጹ—ኖርወይ፡ 15/1

    • ፈትዮም ይመጹ—ፊሊፒንስ፡ 15/10

    • ንኣምላኽ ምግልጋል፡ መድሃኒት ኰኖ፡ 15/11

    • ኣብ “ሰዓት ፈተና” ጸንዑ (ቀዳማይ ውግእ ዓለም)፡ 15/5

    • ንኣንበብትና (መጽሔት ግምቢ ዘብዐኛ)፡ 1/1

    • “ዘይትርሳዕ” (“ክሪኤሽን ድራማ”)፡ 15/2

    • ጽቡቕ ምድላው እተገብረሉ ወፈራ (ቺለ)፡ 15/1

    የሱስ ክርስቶስ

    • ቀብሪ፡ 1/3

    • ምምላስ ክርስቶስ፡ 1/12

    • ብኸመይ ኢና ኽንዝክሮ ዘሎና፧ 1/12

    • ነቲ ገባር ክፉእ ኣብ ሰማይ ህይወት ከም ዚረክብ ድዩ ተመባጺዑሉ፧ 1/3

    • ትንሳኤ፡ 1/3

    • መዓስ ተፈጢሩ፧ 1/3

    • ወዲ ኣምላኽ እተባህለ ስለምንታይ፧ 1/3

    ታሪኽ ህይወት

    • ኣብ ዝሃለና ሃሊና፡ ንየሆዋ ተሃንጢና ኣገልጊልናዮ (ማርኩስ ሃርትሊፍን የኒ ሃርትሊፍን)፡ 15/7

    • ጥቓ ኣርክቲካዊ ዓንኬል ንሓምሳ ዓመት (ኣይሊ ማቲላን ኣኒኪ ማቲላን)፡ 15/4

    • “ረኣኹ፡ ግናኸ ኣየስተውዓልኩን” (ኦሊቭየር ኣመል)፡ 1/3

    • የሆዋ ‘ነንመዓልቲ ጾረይ ይጸውር’ (ማርታ ዱ ራን)፡ 15/8

    • ኣብ የሆዋ ብምውካልና ዓስቢ ረኺብና (ማልከም ኣለን)፡ 15/10

    • ንየሆዋ ምግልጋል ሞያይ ገበርክዎ (ቢል ዋልደን)፡ 1/12

    • ንየሆዋ ስለ እተኣዘዝክዎ፡ ብዙሕ ተባሪኸ (ኤሊዛ ፒኮሊ)፡ 15/6

    • ብስጋ ድኻታት ብመንፈስ ግና ሃብታማት (ኣለክሳንደር ኡርሱ)፡ 1/9

    • ህይወትና ናይ ሓቂ ትርጕም ኪህልዎ ዝኸኣለሉ ምኽንያት (ፓትሪሻ ስሚዝ)፡ 15/5

    እተፈላለየ

    • ሓጢኣትና ኺሕደገልና ይኽእል ድዩ፧ 1/5

    • ነሓሲ (ብግዜ ጥንቲ)፡ 1/12

    • ‘ብግብሪ ጸደቐት’ (ረሃብ)፡ 1/11

    • ኤልሳእ ሰረገላታት ሓዊ ርእዩ፡ 15/8

    • መወዳእታ ዓለም፡ 1/1

    • ንዘለኣለም ምንባር፡ 1/7

    • “ወንጌል ይሁዳ፡” 1/2

    • “ምስ ኣምላኽ ተማላለሰ፡” 1/4

    • ሕብሪ ብኸመይ ይጸልወካ፧ 1/10

    • ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበሩ ኣይሁድ፡ ንምዉት ብኸመይ እዮም ንቐብሪ ዜዳልውዎ ነይሮም፧ 1/3

    • ቤተ መቕደስ የሩሳሌም ድሕሪ 70 ድ.ክ. እንደገና ተሃኒጻ ድያ፧ 15/4

    • ብሓቂ ጆሰፈስ ድዩ ጽሒፍዎ፧ 15/3

    • ኣምላኽ ንዕኡ “ሻምናይ ርእሱ ሓለዎ” (ንኖህ)፡ 1/8

    • ቋንቋታት ካብ “ግምቢ ባቤል” ድዩ መጺኡ፧ 1/9

    • ንጽጽር ይሓግዝካ፡ 15/9

    • ትርጕም ዘለዎ ህይወት፡ 1/4

    • ሓገዝ ንዜድልዮም ሰባት ክንድግፎም፡ 15/11

    • ሙሴ፡ 1/2

    • ነነዌ—“ከተማ ደም፡” 1/4

    • ኣብ ዙርያ ናሕሲ ኣባይቲ ኣይሁድ ዝነበረ መጋረዲ፡ 1/4

    • ስእለ ጽዩፍ—ጕድኣት ዘይብሉ ድዩ ወይስ ሓደገኛ፧ 1/8

    • ንዘብዐኛታት ሃጸይ ተመስከረሎም፡ 15/2

    • ናብ ጻድቃን ክንጽሊ ይግባእ ድዩ፧ 1/6

    • ጽልኢ—ዓለምለኻዊ ጸገም፡ 1/6

    • ትንሳኤ፡ 1/10

    • ካብ ስድራ ቤት ቀያፋ ዝነበረት፡ 15/2

    • ክትኣምና እትኽእል ሃይማኖት፡ 1/7

    • ድያብሎስ ካበይ መጺኡ፧ 1/2

    • ናብ ሰማይ ዚኸዱ መን እዮም፧ 1/11

    • ስሞም ዘይተመዝገበ ስለምንታይ እዩ፧ 1/8

    • እዚ ዅሉ መከራ ዘሎ ስለምንታይ፧ 1/9

    • ሰላም፡ ኣብ ዓለም፡ 1/6

    ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

    • እስራኤላውያን ኣብ ጕንዲ ሰቒሎም ድዮም ዚቐትሉ ነይሮም፧ 15/5

    • ወለዲ፡ ኣብ ኣኼባታት ምስ ሓደ እተወገደ ውሉዶም ኮፍ ኪብሉ ግቡእ ድዩ፧ 15/8

    • ‘ኣብ ቤት ማእሰርቲ ንዝነበሩ መናፍስቲ ሰበኸሎም’ (1ጴጥ 3:19)፡ 15/6

    • “ደቂ ኣምላኽ” መን እዮም፧ (ዘፍ 6:2, 4)፡ 15/6

    • የሱስ ዝነብዐ ስለምንታይ እዩ፧ (ዮሃ 11:35)፡ 15/9

    ዓንቀጻት መጽናዕቲ

    • ምስቲ ልባዊ ጸሎት የሱስ ተሰማሚዕካ ተመላለስ፡ 15/10

    • ብዛዕባ ልግስን ልዙብነትን የሆዋ ዘሎካ ግንዛበ ኣስፍሕ፡ 15/6

    • ብዛዕባ ተኣማንነትን ምሕረትን የሆዋ ዘሎካ ግንዛበ ኣስፍሕ፡ 15/6

    • ብዛዕባ ባህርያት የሆዋ ዘሎካ ግንዛበ ምሉእ ብምሉእ ኣስፍሕ፡ 15/6

    • ‘ንሰናይ ግብሪ ትቐንእ’ ዲኻ፧ 15/5

    • ‘ካብ ሓሳብካ ቐልጢፍካ ኸይትናወጽ’ ተጠንቀቕ፡ 15/12

    • ትባዕ—የሆዋ ምሳኻ እዩ! 15/1

    • ‘ንጸሎት ንቕሑ፡’ 15/11

    • ክርስትያን ሽማግለታት—‘ምእንቲ ኽንሕጐስ ሓቢሮምና ዚዓይዩ፡’ 15/1

    • ኣብ ንሓድሕድና ነስተብህልን ንተባባዕን፡ 15/8

    • ከመይ ዝበልካ ኽትከውን ከም ዚግብኣካ ሕሰብ፡ 15/8

    • ፍጥረት ብዛዕባ እቲ ህያው ኣምላኽ ይገልጽ፡ 15/10

    • ‘ኣይትተሓለል፡’ 15/4

    • “እዚ ንመዘከርታይ ግበርዎ፡” 15/12

    • ንመንፈሳዊ ውርሻና ተማስወሉ ዲኻ፧ 15/2

    • ‘ንየሆዋ ዚፈልጥ ልቢ’ ድዩ ዘሎካ፧ 15/3

    • ብሒደት ሰባት ንብዙሓት ምምጋብ፡ 15/7

    • ነቶም ንየሆዋ ዜፍቅርዎ፡ ‘ዜዐንቅፎም የልቦን፡’ 15/3

    • “ግብሪ ወንጌላዊ ግበር፡” 15/5

    • ተለዊጥካ ዲኻ፧ 15/9

    • ‘ንኣምላኽ ምስ ፈለጥካዮ፡’ ሕጂ እንታይ ክትገብር ኢኻ፧ 15/3

    • ንቓል ኣምላኽ ተጠቒምካ ንርእስኻን ንኻልኦትን ሓግዝ፡ 15/4

    • ነቲ ዓብዪ ስም የሆዋ ኣኽብሮ፡ 15/3

    • ‘ብተስፋ’ ኽንጽበ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ 15/11

    • የሆዋ—መዕቈቢና፡ 15/3

    • መዘኻኸሪታት የሆዋ እሙን እዩ፡ 15/9

    • ወትሩ ንየሆዋ ቕረቦ፡ 15/1

    • ጽቡቕ ምድላው ካብ እተገብረሉ ጸሎት ዚርከብ ትምህርቲ፡ 15/10

    • ተግሳጽ የሆዋ ይቕረጽካ፡ 15/6

    • ዝዀነ ይኹን ነገር ካብ የሆዋ ኼርሕቐካ ኣይትፍቀድ! 15/1

    • ዝዀነ ይኹን ነገር፡ ክብረት ንኸይትረክብ ኪዓግተካ ኣይትፍቀድ፡ 15/2

    • “እንሆ ድማ፡ ኣነ . . . ኵሉ መዓልቲ ምሳኻትኩም እየ”፡ 15/7

    • ንመዘኻኸሪታት የሆዋ ሓጐስ ልብኻ ግበሮ፡ 15/9

    • ንብሕታዊ ውሳነታትካ ብጥበብ ግበሮ፡ 15/9

    • ‘እቲ ዚሓይሽ መርምር፡’ 15/4

    • ‘ኣብ የሆዋ ኣይተንጸርጽር፡’ 15/8

    • ንጓሶት የሆዋ ተኣዘዞም፡ 15/11

    • ኣቱም ወለድን ውሉዳትን፡ ብፍቕሪ ሓሳብ ንሓሳብ ተለዋወጡ፡ 15/5

    • ዕዮ ፈላምነት ምስ ኣምላኽ ንዘሎና ርክብ የደልድሎ፡ 15/9

    • ካብ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ ምሉእ ብምሉእ ተጠቐም፡ 15/4

    • ጥበባዊ ምርጫታት ብምግባር ንርስትኻ ሓልዎ፡ 15/5

    • ከይተጠዓስካ ንየሆዋ ምግልጋል፡ 15/1

    • ሸውዓተ ጓሶትን ሸሞንተ መሳፍንትን—ሎሚ ብኸመይ ይጠቕሙና፧ 15/11

    • ኣቱም ጓሶት፡ ነቶም ዓበይቲ ጓሶት ምሰልዎም፡ 15/11

    • “ንየሆዋ ተገዝእዎ፡” 15/10

    • ወትሩ ኣብ ሽንጭሮ የሆዋ ተዓቘብ፡ 15/2

    • ጽቡቕ ጌርካ ሓሳብ ንሓሳብ ብምልውዋጥ ንሓዳርካ ኣደልድሎ፡ 15/5

    • “እስከ ንገረና፡ እዚ መዓስ ኪኸውን እዩ፧” 15/7

    • መንፈሳዊ ውርሻና እዚ እዩ፡ 15/2

    • ‘ንመዘከርታ ትኹነልኩም፡’ 15/12

    • “እሙንን ኣስተውዓልን ባርያ መን ኰን እዩ፧” 15/7

    • ምእንቲ መንግስቲ ኣምላኽ፡ መስዋእትታት ክትከፍል ዲኻ፧ 15/12

    • ተቐዲስካ ኢኻ፡ 15/8

      ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
      ውጻእ
      እቶ
      • ትግርኛ
      • ስደድ
      • ኣማራጺታት
      • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
      • ውዕል ኣጠቓቕማ
      • ፖሊሲ ምስጢራውነት
      • ግላዊ መሳርዕ
      • JW.ORG
      • እቶ
      ስደድ