ገጽ ሰላሳን ክልተን ኵለን ደቂ ኣንስትዮ ናይ ሓቂ ኣኽብሮት ዚረኽባ ብኸመይ እየን፧ ገጽ 4-11 ርአ። ንዅሉ ሰብ ለውሃት ምርኣይ ኣገዳሲ ዀይኑዶ ይስምዓካ፧ ገጽ 18-20 ርአ። እቲ የሆዋ ዚብል ስም ኣምላኽ፡ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ስዋሂሊ ብኸመይ ከም ዝኣተወ ዚገልጽ መሳጢ ታሪኽ ኣንብብ። ገጽ 26-29 ርአ።