ትሕዝቶ
1 ግንቦት 2012
© 2012 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania. All rights reserved.
ሃይማኖት ምስ ፖለቲካ ኺተሓዋወስ ይግባእዶ፧
ገበር
5 የሱስ ብዛዕባ ፖለቲካ እንታይ ዓይነት ኣረኣእያ ነበሮ፧
8 ክርስትያናዊ ትምህርትታት ንማሕበረሰብ ዚጸልዎ ብኸመይ እዩ፧
10 ናይ ሓቂ ኣመንትን ሓላፍነት ዚስምዖም ዜጋታትን ክንከውን እንኽእል ብኸመይ ኢና፧
ዓምዲ
12 መፍትሕ ሓጐስ ስድራ ቤት—ኣብ መጻምድትኻ እንደገና እምነት ምሕዳር
16 ካብ ቃል ኣምላኽ ተምሃር—እቲ ብዛዕባ ሃይማኖት ዚገልጽ ብስራት እንታይ እዩ፧
22 ሕቶታት ኣንበብትና—ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበሩ ክርስትያናት ኣብ ፖለቲካ ይኣትዉ ነይሮም ድዮም፧
23 ትፈልጥዶ፧
31 ንኣምላኽ ቅረቦ—ነቶም ዜገልግልዎ ዓስቢ ዚህብ
ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ
26 መጻኢኻ ዕዉት ንኪኸውን ክትመርጽ ትኽእል ኢኻ—ብኸመይ፧
28 ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ ዝነበረ ናብራ—ሓረስታይ