ገጽ ሰላሳን ክልተን
ንባህርያዊ ሓደጋታት ብኸመይ ክንዋጽኣሉ ንኽእል፧
ገጽ 6-7 ርአ።
ባህርያዊ ሓደጋታት ዘይህልወሉ እዋን ይመጽእ ደዀን ይኸውን፧
ገጽ 8-9 ርአ።
ንትንቢታት መጽሓፍ ቅዱስ ማንም ሰብ ኪፈትሖ ይኽእል ድዩ፧
ገጽ 11-13 ርአ።
ናይ ሓቂ ኣዕሩኽ ብኸመይ ክትረክብ ከም እትኽእል ክትፈልጥ ምደለኻዶ፧
ገጽ 16-17 ርአ።
እቲ፡ “ንምፍቓር ጊዜ አለዎ፡ ንምጽላእ ከኣ ጊዜ አለዎ” ዚብል ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ቃላት፡ እንታይ ትርጕም እዩ ዘለዎ።
ገጽ 23-25 ርአ።