ትሕዝቶ
1 ጥቅምቲ 2011
ብዛዕባ ኣምላኽ እተነዝሐ ሓሙሽተ ሓሶት ተቓሊዑ!
ገበር
5 ኣምላኽ ኣይግደሰልናን እዩ—እዝስ ሓቂ ድዩ፧
8 ኣምላኽ ንዅሉ ብቕንዕና ዚቐርበሉ ኣምልኾ ይቕበሎ እዩ—እዝስ ሓቂ ድዩ፧
9 ነቲ ሓቂ ምፍላጥካ ንህይወትካ ኪቕይሮ ይኽእል
ዓምዲ
10 ትፈልጥዶ፧
11 ሕቶታት ኣንበብትና
15 ንኣምላኽ ቅረቦ—“ንምፍላጥ ኣምላኽ” ክትረኽቦ ትኽእል ኢኻ
16 ካብ ቃል ኣምላኽ ተምሃር—ስድራ ቤትካ ሕጕስቲ ኽትከውን እትኽእል ብኸመይ እያ፧
18 ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ—ንህዝቢ ኣምላኽ ተሓለቐትሎም
24 ንደቅኻ ምሃሮም—ንቑሓት ክንኸውን ዘሎና መዓስ እዩ፧
ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ
26 ጥንታዊት የሩሳሌም ዝጠፍአት መዓስ እያ፧—ኣገዳሲ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧ እተረኽበ መርትዖ እንታይ ይሕብር፧