ገጽ ሰላሳን ክልተን
ጠንቂ ዅሉ እቲ ኣብዛ ዓለም ዘሎ እከይ መን እዩ፧
ገጽ 3-9 ርአ።
ንምድሪ እስራኤል ጽብቕቲ ዝገበራ “ሸውዓተ ፍርያት” እንታይ እዩ፧
ገጽ 11-13 ርአ።
ሓደ ፈረንሳዊ ተርጓሚ፡ ብፈረንሳይኛ መጽሓፍ ቅዱስ ንምድላው ክሳዕ ክንደይ ከም ዝጸዓረ ኣንብብ።
ገጽ 18-20 ርአ።
ግብሪ ኣብ ምኽፋል፡ ሕልና ክርስትያናት እንታይ ግደ እዩ ዘለዎ፧
ገጽ 21-23 ርአ።
ልክዕ ከም ዳዊት፡ ከም ልቢ ኣምላኽ ክትከውን ትኽእልዶ፧
ገጽ 26-29 ርአ።
[ኣብ ገጽ 32 ዘሎ ምንጪ ስእሊ]
Photo: Alain Leprince - La Piscine-musée, Roubaix /Courtesy of the former Bouchard Museum, Paris