ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w11 1/8 ገጽ 32
  • ገጽ ሰላሳን ክልተን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ገጽ ሰላሳን ክልተን
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
w11 1/8 ገጽ 32

ገጽ ሰላሳን ክልተን

ቈልዑ ብዛዕባ ኣምላኽ እንተ ተማሂሮም ብኸመይ ኪጥቀሙ ይኽእሉ፧

ገጽ 4-6 ርአ።

መጻምድቲ ነቲ ኣብ ንሓድሕዶም ዜርእይዎ ኣኽብሮት ንኼስፍሕዎ እንታይ ኪገብሩ ይኽእሉ፧

ገጽ 11-12 ርአ።

ብዙሓት ሃይማኖታት፡ ክርስትያናት ከም ዝዀና ዚዛረባ ስለምንታይ እየን፧

ገጽ 16 ርአ።

ሓንቲ ሰበይቲ፡ ነቲ እቲ ዜሕዝን ግዜ ቝልዕነታ ዜሕደረላ ኣሉታዊ ስምዒት ኣሰኒፋ፡ ናብ ኣምላኽ ክትቀርብ ዝሓገዛ እንታይ እያ፧

ገጽ 20-21 ርአ።

ጴጥሮስ ናይ መጀመርታ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ድዩ ነይሩ፧

ገጽ 24-25 ርአ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ