ገጽ ሰላሳን ክልተን ኣምላኽ ንምድሪ ዝነበሮ ዕላማ እንታይ እዩ ነይሩ፧ ገጽ 4-6 ርአ። ናይ ሓቂ ትርጕም ህይወት ክትረክብ ትኽእል ዲኻ፧ ብኸመይ፧ ገጽ 7-9 ርአ። እታ የሱስ ክንጽልየላ ዝመሃረና መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ እያ፧ ገጽ 16-17 ርአ። ሓደ ዓሌት ካብ ካልእ ይበልጽ ድዩ፧ ገጽ 23 ርአ።