ገጽ ሰላሳን ክልተን
ከቢድ ሕማም ንዝሓመመ ፈታዊኻ ንምትብባዕ እንታይ ክትገብር ትኽእል፧ ገጽ 10-13 ርአ።
ሃና እንታወይቲ እያ ነይራ፧ እምነታ ነታ ሕስምቲ መጻርርታ ንኽትክእላ ዝሓገዘታኸ ብኸመይ እያ፧ ገጽ 14-18 ርአ።
ካብ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ ንኽትጥቀም እንታይ ክትገብር ትኽእል፧ ገጽ 19-21 ርአ።
ኣምላኽ መጀመርታ ኣለዎዶ፧ ገጽ 28 ርአ።
ኣምላኽ ንልብና ኺምርምር ከሎ ኣብ ምንታይ እዩ ዜተኵር፧ ገጽ 29 ርአ።