ገጽ 32
◼ ንዓለምለኻዊ ጸገማት ዚኸውን ዓለምለኻዊ ፍታሕ ኣንብብ። ገጽ 5 ርአ።
◼ ካብቲ ኣብ ቪነንደን፡ ጀርመን ኣብ ዚርከብ ቤት ትምህርቲ ዘጋጠመ ተዅሲ ዝደሓኑ ሰባት፡ እቲ ዅነታት ንዝሓደገሎም በሰላ ብኸመይ ከም እተዋጽኡሉ ገሊጾም። ገጽ 9 ርአ።
◼ እቲ ነቲ ናጽላ ዝነበረ የሱስ ኪቐትሎ ዝፈተነ ንጉስ ሄሮድስ እንታዋይ እዩ ነይሩ፧ ገጽ 13 ርአ።
◼ ብዛዕባ እቲ ኣብ ሃገራት ምብራቕ ዚነብሩ ሰባት ዜብዕልዎ ሓድሽ ዓመት ቻይናውያን እንታይ ትፈልጥ፧ ገጽ 20 ርአ።
◼ ንህይወት ንጉስ ዳዊት ብምምርማር፡ ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ዝነበረ ሙዚቃ ተምሃር። ገጽ 26 ርአ።
◼ የሱስ ገና ኣብ መብልዕ ማል ከሎ፡ ብሓቂዶ ሰለስተ ነገስታት ወይ ሰብ ጥበብ በጺሖምዎ እዮም፧ ገጽ 31 ርአ።
[ኣብ ገጽ 32 ዘሎ ምንጪ ስእሊ]
Starving children: WHO/OXFAM