ገጸ 32 ◼ ንኣምላኽ እሙን እንተ ዄንካ፡ ብሃብቲ ይባርኸካ ድዩ፧ ገጽ 4 ርአ። ◼ ገንዘብ ምንጪ ናይ ሓቂ ሓጐስ ድዩ፧ ገጽ 9 ርአ። ◼ ኣዳምን ሄዋንን ብሓቂ ዝነበሩ ሰባት ምዃኖም ምእማን ኣገዳሲ ድዩ፧ ገጽ 12 ርአ። ◼ ሕነ ምፍዳይ ጽቡቕ ድዩ፧ ገጽ 20 ርአ። ◼ ኣብቲ ኣብ ማእከላይ ኣመሪካ ዚርከብ ዝዓበየ ቐላይ እንታይ ኢኻ ኽትረክብ እትኽእል፧ ገጽ 25 ርአ።