ገጸ 32
◼ ንመጽሓፍ ቅዱስ ክትርድኦ ዜኽእለካ ሓገዝ ካበይ ክትረክብ ትኽእል፧ ገጽ 6-8 ርአ።
◼ ኣብዛ ሽግር ዝመልኣ ዓለም ውሽጣዊ ሰላም ኪርከብ ይከኣል ድዩ፧ ገጽ 10-12 ርአ።
◼ ንመርከብ ኖህ ረኺቦምዋ ድዮም፧ ገጽ 13-14 ርአ።
◼ ኣቢጋይል መን እያ ነይራ፧ እቲ ዘርኣየቶ እምነትከ እንታይ ኪምህረና ይኽእል፧ ገጽ 18-21 ርአ።
◼ ኣምላኽ ንድርብ መውስቦ ይድግፎ ድዩ፧ ገጽ 30 ርአ።