ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w09 1/1 ገጽ 31
  • ትብዓት ሓደ መንእሰይ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትብዓት ሓደ መንእሰይ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2009
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ጥፍኣት ሶዶምን ጎሞራን
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
  • የሱስ ብተኣምር ኣሕወየ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
  • የሱስ ንዘጋጠሞ ፈተና ተቓወመ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2009
  • የሱስ ንሰማዕቱ ኣገረመ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
ዝያዳ ርአ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2009
w09 1/1 ገጽ 31

ንመንእሰያትና

ትብዓት ሓደ መንእሰይ

መምርሒታት፦ ነዚ መላመዲ ኣብ ጸጥ ዝበለ ቦታ ዄንካ ዕየዮ። ነቲ ጥቕስታት ከተንብቦ ኸለኻ ንርእስኻ ኣብቲ ፍጻመ እትውቲ ኸም ዝዀነት ጌርካ ሕሰብ። ነቲ ፍጻመ ብኣእምሮኻ ስኣሎ። ነቲ ድምጽታት ስምዓዮ። ስምዒታት እቶም ቀንዲ ገጸ-ባህርያት ይሰማዕካ። ነቲ ዛንታ ህያው ጌርካ ርኣዮ።

ነቲ ፍጻመ መርምሮ።—1 ሳሙኤል 17:1-11, 26, 32-51 ኣንብብ።

ትርኢትን ደሃይን ጐልያድ ከመይ ከም ዚመስለካ ግለጽ።

․․․․․

ዳዊት ኣባል ሰራዊት እስራኤል እኳ እንተ ዘይነበረ፡ ምስ ጐልያድ ኣብ እተገብረ ውግእ ንኺሳተፍ ዝደረኾ እንታይ እዩ፧ (ቍጽሪ 26 ርአ።)

․․․․․

ዳዊት፡ የሆዋ ኸም ዚረድኦ ንኺኣምን መሰረት ዝዀኖ እንታይ እዩ፧ (ቍጽሪ 34-37 ደጊምካ ኣንብብ።)

․․․․․

ዝያዳ ምርምር ግበር።

በቲ ኽትረኽቦ እትኽእል ምርምር ንምግባር ዚሕግዝ ናውቲ ጌርካ፡ ነዚ ዚስዕብ መልሲ ኽትህብ ፈትን፦

(1) ቍመት ጐልያድ። (1 ሳሙኤል 17:4)

ሽዱሽተ እመትን ስድርን = ․․․․․.

(2) ክብደት ድርዒ ጐልያድ። (1 ሳሙኤል 17:5)

5,000 ሲቃል ኣስራዚ = ․․․․․.

(3) ክብደት ብልሒ ዂናቱ። (1 ሳሙኤል 17:7)

600 ሲቃል ሓጺን = ․․․․․.

ነቲ እተመሃርካዮ ኣብ ግብሪ ኣውዕሎ። ብዛዕባ እዚ ዚስዕብ እንታይ ከም እተመሃርካ ጽሓፍ፦

ትብዓት።

․․․․․

ኣብ ብርታዐኻ ዘይኰነስ፡ ኣብ የሆዋ ምውካል።

․․․․․

ተወሳኺ ኣወዓዕላ።

ከም ጐልያድ ዝኣመሰለ እንታይ ዕንቅፋት ኬጋጥመካ ይኽእል፧

․․․․․

የሆዋ ኸም ዘይሓድገካ ዘእመነካ፡ እንታይ (ናትካ ዀነ ናይ ካልኦት) ተመክሮታት እዩ፧

․․․․․

ካብዚ ጸብጻብ እዚ ዝያዳ ዝተንከፈካ እንታይ እዩ፧ ስለምንታይከ፧

․․․․․

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ