ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w04 15/10 ገጽ 3
  • ብዘሎካ ዘይምዕጋብ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ብዘሎካ ዘይምዕጋብ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2004
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • መንፈሳዊ ነገራት ብምስዓብ ተጠቐም
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2004
  • ንክርስትያናዊ መንነትና ንሓልዎ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2005
  • “ኣብዚ ደው ዜብል እንታይ ኣለዎም፧”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2010
  • “ካብ ኵሉ ስስዔ ኸኣ ርእስኹም ሐልዉ”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2007
ዝያዳ ርአ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2004
w04 15/10 ገጽ 3

ብዘሎካ ዘይምዕጋብ

“ክንዓግብ ዘይንኽእል እንተ ዄንና: ይኣኽለኒ ዚበሃል ነገር የልቦን ማለት እዩ።”—ኤ ዎርልድዎች ኢንስቲትዩት ሪፖርት

“እንታይ ንደሊ፧ ኵሉ ነገር። መዓስ ንደልዮ፧ ሕጂ።” እዚ ጭርሖ እዚ ብ1960ታት ገሊኦም ተመሃሮ ኮለጅ ዜዘውትርዎ ዝነበረ እዩ። ኣብዚ ግዜና እዘን ቃላት እዚኣተን ዘይንሰምዐን እኳ እንተ ዀንና: እቲ መሰረታዊ ሓሳበን ግን ሕጂውን ኣሎ። እወ: ኣብዚ እንነብረሉ ዘለና ዘመን ብዘሎካ ዘይምዕጋብ ዘስፋሕፍሐ እዩ ዚመስል።

ብዙሓት ሰባት ሃብትን ጥሪትን ምድላብ ኣብ ህይወቶም ቀዳምነት እዮም ዚህብዎ። ሓደ እዋን ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስትታት ኣመሪካ ነበር ጂሚ ካርተር “ወድሰብ ብዚገብሮ ዘይኰነስ ብዚውንኖ እዩ ዚፍለጥ ዘሎ” በለ። ካብ ጥሪት ዚበልጽ ነገር ኣሎዶ፧ እንተ ሃልዩ እንታይ እዩ: እንታይ ጥቕምታትከ የምጽኣልና፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ