ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w98 1/4 ገጽ 32
  • በጃኻ ኣብ ሓደ ፍሉይ ኣጋጣሚ ሕበረና

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • በጃኻ ኣብ ሓደ ፍሉይ ኣጋጣሚ ሕበረና
  • መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1998
መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1998
w98 1/4 ገጽ 32

በጃኻ ኣብ ሓደ ፍሉይ ኣጋጣሚ ሕበረና ቀዳም 11 ሚያዝያ 1998

ናይ የሆዋ መሰኻኽር ነቲ ኣምላኽ ወዱ: የሱስ ክርስቶስ: ዝሃበና ውህበት ምስኦም ኴንካ ክትዝክሮ ምዉቕ ዝዀነ ዕድመ የቕርቡልካ ኣለዉ። እዚ ውህበት እዚ ኣብ ምድሪ ዘለኣለማዊ ህይወት ከነስተማቕረሉ እንኽእል ተስፋ ከፊቱ ኢዩ።​—ዮሃንስ 3:​16

ኣብዚ ዓመት እዚ እቲ ዝኽሪ ሞት የሱስ ቀዳም 11 ሚያዝያ ጸሓይ ድሕሪ ምዕራባ ክበዓል ኢዩ። እቲ ዕለት ብመሰረት ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ውደ⁠-ኣዋርሕ 14 ኒሳን እትውዕለሉ ዕለት ኢዩ። እቲ ልክዕ ቦታን ግዜን ናይቲ ኣኼባ ንምፍላጥ በጃኻ ነቶም ኣብ ከባቢኻ ዘለዉ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ሓቲትካ ኣረጋግጽ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ