ናይ የሆዋ መሰኻኽር
ኣብ ወግዓዊ ወብሳይትና እውን ርአ፦
ብዛዕባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር እንታይ ትፈልጥ፧ ንቕሑ!፡ ቍ. 1 2016
ናይ የሆዋ መሰኻኽር ከመይ ዝበሉ ሰባት እዮም፧ ፍቓድ የሆዋ፡ ትምህርቲ 1
ናይ የሆዋ መሰኻኽር ተባሂልና እንጽዋዕ ስለምንታይ ኢና፧ ፍቓድ የሆዋ፡ ትምህርቲ 2
ሕቶታት ኣንበብትና፦ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ሓደ ኽፋል ፕሮተስታንት ድዮም፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/11/2009
እሙንን ኣስተውዓልን ባርያ (ኣመሓዳሪ ኣካል)
‘ነዞም ከምዚኣቶም ዝኣመሰሉ ኣኽብርዎም’ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/10/2015
በረኸት የሆዋ ንህይወተይ ኣበልጺግዋ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/9/2015
“ብዙሓት ደሴታት ባህ ይበሎም” ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/8/2015
ነታ ቐዳመይቲ ፍቕረይ ምዝካረይ፡ ንኽጸንዕ ሓጊዙኒ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/5/2015
‘ነቶም ዚመርሑኹም ዘለዉ ዘክርዎም’ እተወደበ፡ ምዕ. 3
‘ነቲ መገዲ ፈሊጥዎ’ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/12/2014
ኣቦ ስኢነ፡ ኣቦ ረኺበ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/7/2014
ነቲ “ኣምላኽ ሰላም” ኬገልግሉ እተወደቡ (ሳጹን፦ ኣመሓዳሪ ኣካል ንረብሓታት መንግስቲ ኣምላኽ ብኸመይ ከም ዚሓሊ) መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ምዕ. 12
እሙንን ኣስተውዓልን ባርያ መን እዩ፧ ፍቓድ የሆዋ፡ ትምህርቲ 19
ሎሚ፡ ኣመሓዳሪ ኣካል ብኸመይ ይዓዪ፧ ፍቓድ የሆዋ፡ ትምህርቲ 20
ንመሪሕነት ኣምላኽ ተስተውዕሎ ዲኻ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/4/2011
ብፍቕሪ ዝሓበሩ ጸብጻብ ዓመታዊ ኣኼባ (§ ኮሚተታት ኣመሓዳሪ ኣካል) ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/6/2010
“ብዙሕ ምፍልላይ . . . ኰነ” መስክር፡ ምዕ. 13
ቅቡኣት
ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ፦ እቲ ነፍሲ ወከፍ ቅቡእ ክርስትያን ካብ ኣምላኽ ዚቕበሎ “ዕርቡን”ን “ማሕተም”ን እንታይ እዩ፧ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡ 4/2016
‘ክትነቅሕ’ ዲኻ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/3/2015
ካልኦት ኣባጊዕ
ብተስፋና ንተሓጐስ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/3/2012
ሓደ መጓሰ፡ ጓሳአን እውን ሓደ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/3/2010
ኣብ ምድሪ ንዘለኣለም ምንባር—ክርስትያናዊ ተስፋ ድዩ፧
ኣብ ምድሪ ንዘለኣለም ምንባር—እንደገና እተቐልዐ ተስፋ
ናብ ዔላታት ማይ ህይወት ንኺምርሑ ብቑዓት ኰይኖም እተቘጽሩ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/1/2008
ኣብ ሰማይ ዘሎን ኣብ ምድሪ ዘሎን ምጥቕላል (§ “ኣብ ምድሪ ዘሎ” ምጥቕላል) ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/2/2006
ምሉኣትን ርዱኣትን ኴንኩም ደው በሉ፡ ‘እንሆ! እቲ ዓቢ ጭፍራ!’ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/5/2001
መሰረት ናይታ ሓዳስ ዓለም ሕጂ ይህነጽ ኣምላኽ ይግደስ፧፡ ክፋል 11
ናይ ሓቂ ኣምልኾ
ንንጹህ ኣምልኾ ኣኽቢርካ እትርእዮ ስለምንታይ ኢኻ፧ ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡ 9/2017
ንመንፈሳዊ ገነት ብዝያዳ ኸተጸብቖ ጽዓር ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/7/2015
ኣምላኽ ዚቕበሎ ኣምልኾ መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር፡ ምዕ. 15
ነታ ቕንዕቲ ሃይማኖት ብኸመይ ከተለልያ ትኽእል፧ ይምህረና፡ ምዕ. 15
‘ጽባቐ የሆዋ ርአ’ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/2/2014
እቲ ንጉስ ንህዝቡ ብመንፈሳዊ መዳይ የጽርዮም መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ምዕ. 10
ስነ ምግባራዊ ጽሬት—ቅድስና ኣምላኽ የንጸባርቕ መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ምዕ. 11
ናይ ሓቂ ክርስትያናት ንቓል ኣምላኽ የኽብርዎ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/1/2012
ናይ ሓቂ ሰዓቢ ክርስቶስ ምዃንካ ኣመስክር ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/1/2010
ኣብዚ ግዜና ንኣምላኽ ክብሪ ዚህብዎ ዘለዉ መን እዮም፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/10/2004
ንኣምላኽ ሓቂ ምምሳሉ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/8/2003
ብፍልጠት የሆዋ ተሓጐስ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/7/2001
“ኣምላኽ ምሳና ኻብ ኰነኸ፡ መን እዩ ዚቃወመና፧” ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/6/2001
ናይ ሓቂ ክርስትና ይብርትዕ! ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/4/2001
መንፈሳዊ ገነት እንታይ ኢዩ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/3/2001
ክርስትያናዊ ሓድነት
ሓድሽ ስብእና ለቢስና እንነብር ብኸመይ ኢና፧ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡ 8/2017
“የሆዋ ኣምላኽና ሓደ የሆዋ እዩ” ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡ 6/2016
ክርስትያናዊ ሓድነትና ንምድልዳል፡ እጃምካ ኸተበርክት ትኽእል ኢኻ—ብኸመይ፧ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡ 3/2016
ንመንግስቲ ኣምላኽ ዘሎካ ተኣማንነት ሓልዎ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/7/2015
ንመወዳእታ እዛ ኣረጊት ዓለም እዚኣ ብሓባር ንጋጠሞ! ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/12/2014
ብናይ ሓቂ ኣምልኾ ዝሓበሩ “ስደተኛታት” ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/12/2012
ንኣወንታዊ መንፈስ እታ ክርስትያናዊት ጉባኤ ዓቅቦ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/2/2012
ኣመንቲ ንዝዀኑ ብጾት ብምኽባር ትቀዳደም ዲኻ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/10/2010
ሓድነት—መለለዪ ናይ ሓቂ ኣምልኾ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/9/2010
“ኣብ ማእከልኩምከ ለባምን ኣስተውዓልን መን እዩ፧” (§ ዓሻ ሰብ ዜርእዮ ባህርያት) ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/3/2008
ኣብ ብዘላ ዓለም ዘለዉ ሰባት ብሓድነት ይሰምሩ ኣለዉ—ብኸመይ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/12/2007
‘ኣይተጕረምርም’ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/7/2006
“ንሓድሕድኩም ብለውሃት ተፋቐሩ” ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/10/2004
ንኣምላኽ “ብሓደ ኣፍ” ክብሪ ሃብዎ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/9/2004
ናይ ሓቂ ክርስትና ይስስን ኣሎ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/3/2004
“ዅልኹም ኣሕዋት ኢኹም” ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/6/2000
ታሪኽ
የሆዋ ነቲ ዓለምለኻዊ ናይ ትምህርቲ ዕዮና ይመርሖ
ቀዳማይ ዘመን
ለ13 ዝርጋሐ ክርስትና ትርጉም ሓዳስ ዓለም፡ መመላእታ ጽሑፍ
“ኪዱ . . . ደቀ መዛሙርቲ ግበርዎም” (ሰሌዳ፦ ኣብ ቀዳማይ ዘመን ድ.ክ.፡ ኣብ ምዝርጋሕ ክርስትና ኣገዳሲ ዝዀነ ዕለታት) መስክር፡ ምዕ. 1
“ብእተማልአ መገዲ እናመስከረ” (ሳጹን፦ ን“ዅሉ ፍጡር እተሰብከ” ብስራት) መስክር፡ ምዕ. 27
ክርስትና ኣብ ንእሽቶ እስያ ተዘርግሐ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/8/2007
ቀዳሞት ክርስትያናትን ሕጊ ሙሴን ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/3/2003
‘ቃል ኣምላኽ እናዓበየ ኸደ’ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/4/2001
ዘመናዊ ታሪኽ
ነዚ ዚስዕብ እውን ርአ፦
ካብ መዛግብትና፦ “ካልእ ዓብዪ ኣኼባ መዓስ እዩ ዚህልወና፧” ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡ 8/2017
ካብ መዛግብትና፦ “ካብ ቅድሚኡ ብዝያዳ ቕንኣትን ፍቕርን ኣብ ልብና ሒዝና” ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡ 5/2017
ካብ መዛግብትና፦ “ኣጸጋምን ነዊሕን መገዲ፡ ዕንቅፋት ኣይኰኖምን” ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡ 2/2017
ካብ መዛግብትና፦ “ኣቱም ኣብ ብሪጣንያ ዘለኹም ኣስፋሕቲ መንግስቲ ኣምላኽ፡ ንቕሑ!” ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡ 11/2016
ካብ መዛግብትና፦ “ንየሆዋ ውዳሰ ዜምጽእ ፍረ አፍሪ ኣለኹ” ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡ 8/2016
ካብ መዛግብትና፦ “እቲ ዕዮ ብሕድሪ እተዋህቦም” ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡ 5/2016
ካብ መዛግብትና፦ ብሚልዮናት እትፍለጥ መጕልሕ ድምጺ እተገጥመላ ማኪና ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡ 2/2016
ካብ መዛግብትና፦ ‘ኣብ ትሕቲ ጸሓይ፡ ገለ እኳ ደው ኣየብልኩም!’ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/11/2015
ካብ መዛግብትና፦ “የሆዋ ሓቂ ኽትፈልጡ ኢሉ እዩ ናብ ፈረንሳ ኣምጺኡኩም” ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/8/2015
ካብ መዛግብትና፦ “ኣዝዩ ኽቡር ወቕቲ” ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/2/2015
ካብ መዛግብትና፦ ኣብ ምብራቕ ጸሓይ ዘላ ሃገር ብርሃን በሪሁላ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/11/2014
ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ፦ እቶም ኣብ ራእይ ምዕራፍ 11 እተጠቕሱ ኽልተ መሰኻኽር እንታዎት እዮም፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/11/2014
ካብ መዛግብትና፦ “ዩሬካ ድራማ” ንብዙሓት ሰባት ንሓቂ መጽሓፍ ቅዱስ ንኺረኽቡዋ ሓጊዛቶም ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/8/2014
ሚእቲ ዓመት ዝጸንሐ ኣዋጅ መንግስቲ ኣምላኽ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 8/2014
ካብ መዛግብትና፦ ‘ዕዮ ቐውዒ ገና ኣይተዛዘመን’ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/5/2014
ካብ መዛግብትና፦ እታ “ዘይትርሳዕ” ድራማ ኣብ ልክዕ ግዜኣ መጸት ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/2/2013
ካብ መዛግብትና፦ ‘ቅድሚኡ ተሰሚዑ ዘይፈልጥ ዝበለጸ መልእኽቲ’ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/11/2012
ካብ መዛግብትና፦ ጕዕዞ ምስ ፒልግሪም ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/8/2012
“ምሳኻትኩም እየ” ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/8/2012
ካብ መዛግብትና፦ “ንዕዮ ኮልፖርተር በብመዓልቱ እናፈተኽዎ እኸይድ ኣለኹ” ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/5/2012
ካብ መዛግብትና፦ ‘ተጠማቲት ከም ዝኸውን ገበረኒ’ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/2/2012
ብዛዕባ ቓል ኣምላኽ ብትብዓት ኣዊጆም ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/2/2012
ካብ መዛግብትና፦ ክቡር ታሪኻዊ ነገራት ምዕቃብ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/1/2012
ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ሓቂ ኸም ብሓድሽ እተረኽበ ብኸመይ እዩ፧ ፍቓድ የሆዋ፡ ትምህርቲ 3
ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ፦ ነቲ ኣብ ዓመታዊ ጸብጻብ ኣገልግሎት ዘሎ ኣሃዛት ብኸመይ ክንርድኦ ኣሎና፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/8/2011
ቤትኤል ብሩክሊን ታሪኽ 100 ዓመት ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/5/2009
“ጥቕሲ ምስ ጥቕሲ ነነጻጽር” ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/8/2006
በታ እናወሰኸት እትበርህ ዘላ መገዲ ምምልላስ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/2/2006
ምሉኣትን ርዱኣትን ኴንኩም ደው በሉ፡ ‘እንሆ! እቲ ዓቢ ጭፍራ!’ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/5/2001
ምሉኣትን ርዱኣትን ኴንኩም ደው በሉ፡ “ብልጽቲ ፕሮጀክት” ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/1/2001
ቅድሚ ቐውዒ ኣብታ “ግራት” ምዕያይ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/10/2000
ካልኣይ ውግእ ዓለምን ጃምላዊ ቕትለትን
የሆዋ ኣብ ጽላሎት ኣኽራን ኣዕቈቦም ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/12/2013
“እታ ጁኽ ዝሕብራ ስሉስ ኵርናዕ እንታይ እያ እተመልክት፧” ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/2/2006
ምሉኣትን ርዱኣትን ኴንኩም ደው በሉ፡ ተባዓት ሓለውቲ ንጽህና ንመስጐጕቲ ናዚ በዲሆምዎ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/3/2001
ደገፍ ብስቕታ ክግለጽ ከሎ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/9/2000
ኣብ ትሕቲ ግፍዒ ናይ ናዚ እሙናትን ዘይፈርሁን ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/4/2000
ክርስትያናዊት ጉባኤ
ምስ ሓዳስ ጉባኤኻ ብኸመይ ክትላመድ ትኽእል፧ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡ 11/2017
ፍቓድ የሆዋ ንምግባር እተወደበ እተወደበ፡ ምዕ. 1
ኣወዳድባን ኣመሓዳድራን ጉባኤ እተወደበ፡ ምዕ. 4
ንሓቂ ኸም ዝረኸብካያ ኣሚንካ ዲኻ፧ ስለምንታይ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/9/2014
ካብ ጕጅለ ኣገልግሎት ወፍሪ ብኸመይ ክትጥቀም ትኽእል፧ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 10/2012
ኣምላኽ፡ ውድብ ዝገበረ ስለምንታይ እዩ፧ ብስራት፡ ትምህርቲ 14
ኣምላኽ፡ ውድብ ኣለዎዶ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/6/2011
እታ ጉባኤ ትተሃነጽ (§ ምስታ ጉባኤ ምልጋብ) ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/4/2007
ኣብቲ ኣብ ውድብ የሆዋ ዘሎ ሰናይ ነገር ኣተኵር ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/7/2006
ናብቲ ናይ መወዳእታ ዓወት ምስጓም! ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/6/2001
ምስ ማሕበር የሆዋ ማዕረ ምስጓም ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/1/2001
ማሕበር የሆዋ ተድልየና ኢያ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/1/2000
ኣኼባታት
ብሓጐስ ንቀበሎም ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡ 4/2017
ብኸመይ ጽቡቕ ሓሳብ ከም እትህብ ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡ 10/2016
ንኣምልኾ ኽንእከብ ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡ 4/2016
ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ፦ ነቶም ብርቱዕ ጨና ወይ ሽቱ ኣዝዩ ዜሸግሮም ኣሕዋትን ኣሓትን ንምሕጋዝ እንታይ ኪግበር ይከኣል፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/2/2015
‘ንፍቕርን ንሰናይ ግብርን ዜነቓቕሕ’ ኣኼባታት እተወደበ፡ ምዕ. 7
ንኣምልኾ ብሓባር ምእካብ መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ምዕ. 16
ኣዘውቲርካ ሰሌዳ ሓበሬታ ናይ ምርኣይ ልማድ ኣሎካዶ፧ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 4/2013
የሆዋ ነቶም ሕጉሳት ህዝቡ ይእክቦም ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/9/2012
ኣብ ክርስትያናዊ ኣኼባታትና እንታይ ክትረክብ ኢኻ፧ ፍቓድ የሆዋ፡ ትምህርቲ 5
ኣኼባታትና ኸመይ ይመስል፧ ፍቓድ የሆዋ፡ ትምህርቲ 7
ንኣኼባታት ጽቡቕ ጌርና ኽንዳሎ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ ፍቓድ የሆዋ፡ ትምህርቲ 9
ኣብ ዓበይቲ ኣኼባታት እንእከብ ስለምንታይ ኢና፧ ፍቓድ የሆዋ፡ ትምህርቲ 11
መዝሙራት መንግስቲ ኣምላኽ ክንሰምዓሉ እንኽእል ብሉጽ መገዲ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 12/2011
ሳጹን ሕቶ፦ ኵሉ ሰብ ኣብ ኣኼባታት ብኣቓልቦ ምእንቲ ኺሰምዕ እንታይ ክንገብር ንኽእል፧ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 1/2010
ንቤት የሆዋ ቕንኣት ይሃሉኻ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/6/2009
“ስቕ ንምባል ግዜ ኣለዎ” ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/5/2009
ብኽብሪ ተዓዲምካ ኣለኻ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/2/2009
ንቕዱስ ኣኼባታትና ኣኽብሮት ምርኣይ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/11/2006
ንየሆዋ “ኣብ ማእከል ማሕበር” ኣመስግኖ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/9/2003
ኣኼባና ኣይንሕደግ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/11/2002
‘ከመይ ጌርካ ኸም እትሰምዕ ተጠንቀቕ’ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት
የሆዋ ንዓና ዝመርሓሉ ዘሎ መገዲ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/3/2000
መምርሒ ኣኼባታት
ንየሆዋ “ኣብ ማእከል ማሕበር” ኣመስግኖ (§ እቶም ኣኼባታት ዝመርሑ ዘለዎም ግደ) ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/9/2003
ኣኼባ ኣገልግሎት ወፍሪ
ዕላማኡ ዚወቅዕ ኣኼባ ኣገልግሎት ወፍሪ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 3/2015
ድሕሪ ደጊም ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ጥቕሲ ዕለት ኣይኪቐርብን እዩ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 2/2011
ንሓደስቲ ሰባት ብኸመይ ከም ዚሰብኩ ኣሰልጥኖም ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 5/2010
ኣኼባ ኣገልግሎት ወፍሪ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 8/2009
ካብ ኣኼባ ኣገልግሎት ወፍሪ ምሉእ ብምሉእ ተጠቐም ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 10/2006
ነታ መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር እትበሃል መጽሓፍ ክንዕድለሉ እንኽእል መገዲ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 1/2006
ኣብ ግራት ኣገልግሎት ክትጥቀመሉ እትኽእል ኣቀራርባ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 1/2005
ዝኽሪ ሞት ክርስቶስ
ናይ መወዳእታ ድራር የሱስ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ፡ ትምህርቲ 87
ንኣጋይሽና ብሓጐስ ንቀበሎም ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡ 3/2016
ኣብ ክልኻ ንዘለዉ ዅሎም ሰባት ናብ በዓል ዝኽሪ ዓድሞም! ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡ 2/2016
በቲ ‘ኺግለጽ ዘይከኣል ውህበት ኣምላኽ’ ንደረኽ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡ 1/2016
ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ ዚግበር ዝርርብ—ዝኽሪ ሞት የሱስ ከነብዕል ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/4/2015
ካብ መዛግብትና፦ “ኣዝዩ ኽቡር ወቕቲ” ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/2/2015
ድራር ጐይታ እነብዕል ስለምንታይ ኢና፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/1/2015
ድራር ጐይታ—ንኣምላኽ ዜኽብር በዓል መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር፡ መመላእታ ጽሑፍ
‘ንፍቕርን ንሰናይ ግብርን ዜነቓቕሕ’ ኣኼባታት (§ ድራር ጐይታ) እተወደበ፡ ምዕ. 7
ቅዱስ ቍርባን ብድሕሪ እቲ ጽምብል ዘሎ ሓቅታት ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/4/2008
ድራር ጐይታ ብኸመይ እዩ ዚበዓል፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/3/2004
ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ፦ ሓደ ጥዕና ዘይብሉ ቕቡእ ክርስትያን ኣብ በዓል ዝኽሪ ድራር ጐይታ ኺእከብ እንተ ዘይክኢሉኸ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/3/2003
ቦታታት ኣምልኾ
ቦታታት ናይ ሓቂ ኣምልኾ ንምህናጽን ንምጽጋንን ዘሎና ፍሉይ መሰል ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡ 1/2016
እዚ ቦታ ኣምልኾና እዩ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/7/2015
ንቦታታት ኣምልኾ እተሰርዐ ስርዓት እተወደበ፡ ምዕ. 11
ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ኣብ ምክንኻን ብኸመይ ክንሕግዝ ንኽእል፧ ፍቓድ የሆዋ፡ ትምህርቲ 26
ሕቶታት ኣንበብትና፦ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ እዩ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/5/2010
ኣምላኽ ንጹሃት ሰባት ይፈቱ “ፍቕሪ ኣምላኽ”፡ ምዕ. 8 ¶18
ንናይ ኣምልኾ ቦታና ጽቡቕ ጌርና ንከናኸኖ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 8/2003
ንኣብያተ-መጻሕፍቲ ኣደራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ብዝምልከት እተገብረ ሓድሽ ምድላው ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 2/2003
ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ፦ ሃይማኖታዊ ዝነበረ ህንጻ ዓዲግካ ኣደራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ምግባሩ ምትሕንፋጽ ድዩ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/10/2002
ህንጸት ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ
ንቦታታት ኣምልኾ እተሰርዐ ስርዓት (§ ህንጸት ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ) እተወደበ፡ ምዕ. 11
ንየሆዋ ዜኽብሮ ዕዮ ህንጸት መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ምዕ. 19
ኣዳራሻት መንግስቲ ኣምላኽ ዚህነጽ ስለምንታይን ብኸመይን እዩ፧ ፍቓድ የሆዋ፡ ትምህርቲ 25
ንውዳሰ የሆዋ ዚግበር ህንጸት ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/2/2008
ንኣምላኽ ንምውዳስ ብሓድነት ምህናጽ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/11/2006
ኣብ ገሊኣተን ሃገራት ኣውሮጳ ዝካየድ ዘሎ ህንጸት ኣደራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 5/2003
ህንጸት ኣደራሻት መንግስቲ ኣምላኽ ይሰላሰል ኣሎ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 9/2002
“ናባይ ንዑ፡ ኣነ ድማ ከዕርፈኩም እየ”፦ ዘደንቕ ወሰኽ ህጹጽ ዕዮ ህንጸት ኣስዓበ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/5/2002
ንናይ ሓቂ ኣምልኾ ዚኸውን ሙዚቃ
ብታሕጓስ ዘምር! ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡ 11/2017
መዝሙራት መንግስቲ ኣምላኽ ትብዓት ይህብ ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡ 4/2017
ንኣምልኾ ዚኸውን ሓድሽ መዝሙር! ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 12/2014
መዝሙራት መንግስቲ ኣምላኽ ክንሰምዓሉ እንኽእል ብሉጽ መገዲ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 12/2011
ንየሆዋ ዘምሩሉ! ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/12/2010
ንጉስ ዳዊትን ሙዚቃን ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/12/2009
ንኣምላኽ ዘሐጕስ ሙዚቃ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/6/2000
ቲኦክራስያዊ ኣብያተ ትምህርቲ
ኣገልገልቲ መንግስቲ ኣምላኽ ምስልጣን መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ምዕ. 17
ቲኦክራስያዊ ኣብያተ ትምህርቲ መግለጺ ፍቕሪ የሆዋ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/9/2012
ብእተኻእለካ መጠን ካብ የሆዋ ትመሃርዶ ኣሎኻ፧ (§ ገለ ኻብቲ ብውድብ የሆዋ እተዳለወ ትምህርቲ ዚወሃበሉ ኣጋጣሚታት) ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 10/2011
ቤት ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጊልዓድ
ቲኦክራስያዊ ኣብያተ ትምህርቲ መግለጺ ፍቕሪ የሆዋ (§ ናይ ግምቢ ዘብዐኛ መጽሓፍ ቅዱስ ቤት ትምህርቲ ጊልዓድ) ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/9/2012
ቤት ትምህርቲ ጊልዓድ 60 ዓመት ዝገበረት ናይ ሚስዮናውያን መሰልጠኒት ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/6/2003
ቤት ትምህርቲ ወንጌላውያን መንግስቲ ኣምላኽ
ንንጽል ኣሕዋት ዚኸውን ቤት ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስን ንክርስትያን ሰብ ሓዳር ዚኸውን ቤት ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስን ዚብሃል ዝነበረ
ቲኦክራስያዊ ኣብያተ ትምህርቲ መግለጺ ፍቕሪ የሆዋ (§ ንንጽል ኣሕዋት ዚኸውን ቤት ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ) ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/9/2012
ብእተኻእለካ መጠን ካብ የሆዋ ትመሃርዶ ኣሎኻ፧ (§ ንንጽል ኣሕዋት ዚኸውን ቤት ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ) ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 10/2011
ኣብ ብዘላ ዓለም ንዘለዉ ሰባት ዚጠቕሙ ምሩቓት እተፍሪ ቤት ትምህርቲ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/11/2006
ኣስፋሕቲ
ንጓሶት የሆዋ ተኣዘዞም ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/11/2013
‘ነቶም ኣብ ማእከልኩም ዚጽዕሩ ኣኽብርዎም’ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/6/2011
ንስልጣን ከነኽብር ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧ (ሳጹን፦ “ንመራሕትኹም ተአዘዝዎም”) “ፍቕሪ ኣምላኽ”፡ ምዕ. 4
ንተመሃሮ መጽሓፍ ቅዱስ ኣስፋሕቲ ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ኪዀኑ ሓግዞም ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 1/2008
ንፈቃራት ጓሶት ብትሕትና ተገዛእ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/4/2007
ነቶም ኣብ ልዕሌኹም ስልጣን እተዋህቦም ኣኽብርዎም ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/6/2000
ደቂ ኣንስትዮ
ፈትዮም ይመጹ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡ 1/2017
ኣዝዩ ዜተባብዕ ቃል! ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡ 11/2016
ሕቶታት ኣንበብትና፦ ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ ደቂ ኣንስትዮ ዝዀና ኣገልገልቲ ኣለዋኦም ድየን፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/9/2012
“ፍቓድ የሆዋ ይኹን” (ሳጹን፦ ክርስትያናት ደቂ ኣንስትዮ፡ ኣገልገልቲ ኪዀና ይኽእላ ነይረን ድየን፧) መስክር፡ ምዕ. 22
ሰብኣይን ሰበይትን ዘለዎም ክቡር ግደ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/1/2007
ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ፦ ኣንስቲ “ኣብ ጉባኤ ስቕ” ዚብላ ብኸመይ እየን፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/3/2006
ንልቢ የሆዋ ዘሐጐሳ ኣንስቲ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/11/2003
ምጕልባብ ርእሲ
‘ንፍቕርን ንሰናይ ግብርን ዜነቓቕሕ’ ኣኼባታት (§ ንሓደስቲ ወይ ንንኣሽቱ ጉባኤታት ዚስራዕ ኣኼባ) እተወደበ፡ ምዕ. 7
ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ፦ ሓንቲ ሓብቲ ንመጽሓፍ ቅዱሳዊ ትምህርቲ ናብ ቋንቋ ምልክት ክትትርጕም ከላ፡ ርእሳ ኽትጕልበብ ኣለዋዶ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/11/2009
መጐልበብ ርእሲ—መዓስን ስለምንታይን፧ “ፍቕሪ ኣምላኽ”፡ መመላእታ ጽሑፍ
ኣረጋውያን
ነዚ ዚስዕብ እውን ርአ፦ ኣካላውን ኣእምሮኣውን ጥዕና ➤ እርጋን
ኣብተን ‘ክፉኣት መዓልትታት’ ንየሆዋ ምግልጋል ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/7/2015
ንኣረጋውያን ከነኽብሮም ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/5/2010
የሆዋ ንኣረጋውያን ኣገልገልቱ ይሓልየሎም ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/8/2008
ኣምላኽ ንኣረጋውያን ይሓልየሎም ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/6/2006
‘ረዲኤተይ ካብ የሆዋ እዩ ዚመጸኒ’፡ እርጋን “ናይ ክብረት ዘውዲ” ኪኸውን ከሎ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/1/2005
ነቶም ብዕድመ ዝደፍኡ ኣመንቲ ብጾት ኣኽቢርካ ዲኻ እትርእዮም፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/9/2003
ናይ ምሉእ ግዜ ኣገልግሎት
“ኣብ ኵሉ ውጥናትካ . . . ኣሳልጦ ይሃብካ” ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡ 7/2017
ኣገልግሎትካ እተስፍሓሉ መገድታት እተወደበ፡ ምዕ. 10
ነቲ መዓይይቲ የሆዋ ናይ ምዃን ፍሉይ መሰል ኣኽቢርካ ርኣዮ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/10/2014
ነቶም ኣብ ናይ ምሉእ ግዜ ኣገልግሎት ዘለዉ ዘክሮም ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/9/2014
ኣብ የሆዋ ብምውካልና ዓስቢ ረኺብና ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/10/2013
ከይተጠዓስካ ምግልጋል ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/1/2013
‘ረዲኤተይ ካብ የሆዋ እዩ ዚመጸኒ’፡ ጥቕሚ ርእስኻ ምስዋእ በረኸት የሆዋ የምጽእ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/11/2005
ንናይ ኵነታት ለውጢ ብግቡእ ተጠቐመሉ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/3/2003
ኣቱም መንእሰያት፡ ንህይወትኩም ኣብ ምንታይ መዓላ ኢኹም እተውዕልዋ፧ ህይወትኩም
ውሉዳት ዘይብሎም ስለምንታይ ኢዮም፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/8/2000
ፈለምቲ
ንሓደ ዓመት ክትፍትኖ ትኽእልዶ፧ ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡ 7/2016
መደብ ስሩዕ ፈላምነት ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡ 7/2016
ዕዮ ፈላምነት ምስ ኣምላኽ ንዘሎና ርክብ የደልድሎ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/9/2013
ፈላሚ እንታይ እዩ፧ ፍቓድ የሆዋ፡ ትምህርቲ 13
ንፈለምቲ እንታይ ኣብያተ ትምህርቲ ተዳልዩሎም ኣሎ፧ ፍቓድ የሆዋ፡ ትምህርቲ 14
ሳጹን ሕቶ፦ ንፈለምቲ ግብራዊ ብዝዀነ መገዲ ኽንሕግዞም እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 11/2010
“ንፉዕ ፈላሚ ኽትከውን ትኽእል ኢኻ” ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 5/2010
ሃብታም ክትከውን ትኽእል ኢኻ! ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 5/2008
ህይወቶም ዝያዳ ትርጕም ከም ዚህልዋ ገበሩ ንስኻኸ ኸምኡ ኽትገብር ትኽእልዶ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/1/2008
ናብቲ “ዓብይን ብርቱዕን ደገ” ኽትኣቱ ትኽእልዶ፧ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 6/2007
ናይ ፓይነር መንፈስ ኣርኢ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 8/2004
ኣገልግሎት ቤት-ኤል
ቤት-ኤል እንታይ እዩ፧ ፍቓድ የሆዋ፡ ትምህርቲ 21
ኣብ ቤት ጽሕፈት ጨንፈር ናይ የሆዋ መሰኻኽር እንታይ ይግበር፧ ፍቓድ የሆዋ፡ ትምህርቲ 22
ንዅሉ ዝቐረበ ዕድመ! ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/8/2010
ንኸተገልግል ድሉው ምዀንካዶ፧ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 10/2001
እዚ ዝበለጸ ዓይነት ሞያ ምዀነካዶ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/3/2001
ኣገልግሎት ሚስዮናውነት
ዕዉት ሚስዮናዊ እትዀነሉ መገዲ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/9/2009
ምምጥጣር
ሽማግለታት ብኸመይ ከም ዜሰልጥኑ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/4/2015
‘ተመሊስካ፡ ንኣሕዋትካ ኣበራትዓዮም’ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/8/2014
ኣቱም መንእሰያት ኣሕዋት፡ ትመጣጠሩዶ ኣሎኹም፧ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 7/2013
ንኻልኦት፡ ሓላፍነት ንምስካም ድሌት ንኺሓድሮም ሓግዝዎም ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/11/2011
ንየሆዋ ብዅሉ ርዝነት ነገልግሎ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/4/2011
ኣቱም ኣሕዋት፡ ንመንፈስ ኢልኩም ብምዝራእ ተመጣጠሩ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/5/2010
እናወሰኽካ ትኸይድ ከም ዘለኻ ይገለጽ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/12/2009
ነቲ ኣብ ጉባኤ ዘሎካ ግደ ኣኽቢርካ ርኣዮ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/11/2009
ነቲ ቕድሚ ሕጂ ዝነበረካ ፍሉይ መሰል መሊስካ ኽትረኽቦ ትኽእልዶ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/8/2009
ነቲ ንጉስ ዝዀነ ክርስቶስ ብተኣማንነት ምግልጋል
ሓገዝካ ይድለ ኣሎ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 12/2004
ንናይ ኵነታት ለውጢ ብግቡእ ተጠቐመሉ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/3/2003
ሽማግለታት ንኻልኦት ሓላፍነት ንኽስከሙ ኣለማምድዎም ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/1/2002
ኣገልገልቲ ጉባኤ
ኣገልገልቲ ጉባኤ ጠቓሚ ኣገልግሎት ይህቡ እተወደበ፡ ምዕ. 6
ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ፦ ኣብ ገጉባኤኡ፡ ሽማግለታትን ኣገልገልቲ ጉባኤን ዚሽየሙ ብኸመይ እዮም፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/11/2014
ኣገልገልቲ ጉባኤ እንታይ ግደ ኣለዎም፧ ፍቓድ የሆዋ፡ ትምህርቲ 16
ነቲ ንጉስ ዝዀነ ክርስቶስ ብተኣማንነት ምግልጋል
ብቕዓት
ኣገልገልቲ ጉባኤ ጠቓሚ ኣገልግሎት ይህቡ እተወደበ፡ ምዕ. 6
‘ትመጣጠርዶ’ ኣሎኻ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/9/2014
ብቕዓት ከም ዘሎካ ተርኢዶ ኣሎኻ፧ (§ ናይ ጉባኤ መሰላት) ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/4/2000
ሽማግለታት
ነተን መጓሰ ዚጓስዩ ሓለውቲ እተወደበ፡ ምዕ. 5
ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ፦ ኣብ ገጉባኤኡ፡ ሽማግለታትን ኣገልገልቲ ጉባኤን ዚሽየሙ ብኸመይ እዮም፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/11/2014
ነቲ “ኣምላኽ ሰላም” ኬገልግሉ እተወደቡ መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ምዕ. 12
ክርስትያን ሽማግለታት—‘ምእንቲ ኽንሕጐስ ሓቢሮምና ዚዓይዩ’ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/1/2013
ሽማግለታት ንጉባኤ ዜገልግሉ ብኸመይ እዮም፧ ፍቓድ የሆዋ፡ ትምህርቲ 15
በዳሂ ዅነታት ኬጋጥመካ ኸሎ፡ ከም ፊንሃስ ክትከውን ትኽእልዶ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/9/2011
መዝነት ምሃብ ስለምንታይን ብኸመይን፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/6/2009
ንኻልኦት ብምሕላይ ዝመጸ ንየሆዋ ትመስሎዶ ኣለኻ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/6/2007
ነቲ ንጉስ ዝዀነ ክርስቶስ ብተኣማንነት ምግልጋል
ኣብ ኣጠቓቕማ ስልጣንካ ንክርስቶስ ምሰሎ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/4/2006
ሽማግለታት ንኻልኦት ሓላፍነት ንኽስከሙ ኣለማምድዎም ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/1/2002
ብቕዓት
ነተን መጓሰ ዚጓስዩ ሓለውቲ (§ ሓለውቲ ኼማልእዎ ዘለዎም ብቕዓታት) እተወደበ፡ ምዕ. 5
‘ትመጣጠርዶ’ ኣሎኻ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/9/2014
ብቕዓት ከም ዘሎካ ተርኢዶ ኣሎኻ፧ (§ ናይ ጉባኤ መሰላት) ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/4/2000
ጕስነት
ኣቱም ጓሶት፡ ነቶም ዓበይቲ ጓሶት ምሰልዎም ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/11/2013
ሽማግለታት “ንዝጸምኤት ነፍሲ” ተርውዩ ዲኹም፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/6/2013
“ነቲ ምሳኻትኩም ዘሎ መጓሰ ኣምላኽ ጓስይዎ” ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/6/2011
“ከም ልበይ ገይሮም ዚጓስዩኹም ጓሶት” ኤርምያስ፡ ምዕ. 11
ፍቕሪ ክርስቶስ ንኸነፍቅር ትድርኸና (§ ምስ በደለኛታት ኣብ ዘሎኩም ርክብ ሓሳብ ክርስቶስ ኣንጸባርቑ) ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/9/2009
ዕላማ ተግሳጽ ምርድኡ (§ ክርስትያን ጓሶት ብለውሃት ይግስጹ) ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/10/2003
“ናባይ ንዑ፡ ኣነ ድማ ከዕርፈኩም እየ”፡ “መጓሰ ኣምላኽ ጓስይዎ” ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/11/2002
ካብ ንፋስ ከም ከውሊ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/2/2002
ክርስትያን ጓሶት “ልብኹም ኣግፍሑ”! ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/7/2000
ምስልጣንን ሓላፍነት ምሃብን
‘ንእሙናት ሰባት ሕድሪ ሃቦም’ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡ 1/2017
ሓለውቲ ወረዳ
ነተን መጓሰ ዚጓስዩ ሓለውቲ (§ ሓላው ወረዳ) እተወደበ፡ ምዕ. 5
ሓለውቲ ወረዳ ብኸመይ ይሕግዙና፧ ፍቓድ የሆዋ፡ ትምህርቲ 17
“ነተን ማሕበር እናጽንዔ . . . ዞረ” መስክር፡ ምዕ. 15
ኣብ ጉባኤ ዜጋጥም ጸገማት
ጋይዮስ ንኣሕዋቱ ብኸመይ ሓጊዝዎም፧ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡ 5/2017
ሰላምን ንጽህናን እታ ጉባኤ ንሓሉ እተወደበ፡ ምዕ. 14
“ንምህናጽውን ዜድሊ ሰናይ” ዘረባ ተዛረብ “ፍቕሪ ኣምላኽ”፡ ምዕ. 12 ¶11-12
እታ ጉባኤ ትተሃነጽ (§ ምስታ ጉባኤ ምልጋብ) ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/4/2007
ኣብቲ ኣብ ውድብ የሆዋ ዘሎ ሰናይ ነገር ኣተኵር ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/7/2006
ውገዳን ርእሰ ግለላን
ነዚ ዚስዕብ እውን ርአ፦
ሓቂ፡ “ሰላም ዘይኰነስ፡ ሰይፊ” ተምጽእ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡ 10/2017
ውገዳ ፍቕራዊ መሰናድዎ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/4/2015
ሰላምን ንጽህናን እታ ጉባኤ ንሓሉ እተወደበ፡ ምዕ. 14
ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ፦ ወለዲ ምስ ሓደ እተወገደ ውሉዶም ብሓንሳእ ኮፍ ኪብሉ ጌጋ ድዩ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/8/2013
ዝዀነ ይኹን ነገር ካብ የሆዋ ኼርሕቐካ ኣይትፍቀድ! (§ ርክብ ስድራ ቤት) ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/1/2013
ጥልመት ኣብ ዳሕሮት መዓልትታት ንነብር ከም ዘለና ዚሕብር ምልክት (§ ንየሆዋ እሙን ኩን) ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/4/2012
ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ፦ ስእለ ጽዩፍ ምርኣይ ኬወግድ ይኽእል ድዩ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/3/2012
ነቶም ኣምላኽ ዜፍቅሮም ኣፍቅር (§ ምስ ሓደ ሰብ ዝነበረና ሕብረት ክንበትኽ ዜድልየሉ እዋን) “ፍቕሪ ኣምላኽ”፡ ምዕ. 3
ንእተወገደ ሰብ ብኸመይ ንሕዞ፧ “ፍቕሪ ኣምላኽ”፡ መመላእታ ጽሑፍ
ውሉድ ኪዓሉ ኸሎ ጸኒዕካ ምቕጻል ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/1/2007
ወትሩ ተግሳጽ የሆዋ ተቐበል ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/11/2006
እተፍቅሮ ሰብ ንየሆዋ ኺሓድጎ ኸሎ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/9/2006
ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ፦ ሓደ ሰብ ብርኽሰት ኪውገድ ይኽእል ድዩ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/7/2006
ዘመድካ ኽውገድ ከሎ ክርስትያናዊ ተኣማንነት ኣርኢ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 8/2002
ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ፦ ብመሰረት ኤርምያስ 7:16 ንሓደ ኻብ ክርስትያናዊት ጉባኤ እተወገደ ኽንጽልየሉ የብልናን ማለት ድዩ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/12/2001
ንስሓ
ንኣምላኽ ቅረቦ፦ “በጃኻ ናብ ቤትካ ኽንምለስ ፍቐደልና” ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/4/2012
ንኣምላኽ ቅረቦ፦ “ስቡርን ቅጥቁጥን ልቢ” ይቕረታ ምስ ዚሓትት ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/5/2010
‘መገዲ የሆዋ ቕኑዕ እዩ’ (§ ሓጢኣት ዝገበሩ ናብ የሆዋ ኺምለሱ ይኽእሉ እዮም) ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/11/2005
እቶም ክፉእ ዚገብሩ ኪቕየሩ ይኽእሉ ድዮም፧ መምህር፡ ምዕ. 25
ናብ መንፈሳዊ ጥዕና ዝመርሕ ምንዛዝ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/6/2001
ዘይንጡፋት
ነዚ ዚስዕብ እውን ርአ፦
ንዘይንጡፍ ክርስትያን ከተተባብዕ ትኽእል ኢኻ ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡ 4/2017
ዕዮ ስብከት
ክንየው ደጋዊ ትርኢት ክትርኢ ትኽእልዶ፧ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡ 6/2017
ብስራት ብምስባኽ ደስ ይበልካ ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡ 6/2017
ንመጽሓፍ ቅዱሳዊ ጽሑፋት ብጥበብ ተጠቐመሉ ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡ 2/2017
ብስራት ጸጋ ኣበስር ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡ 7/2016
“ኪዱ ኻብ ኵሎም ኣህዛብ . . . ደቀ መዛሙርቲ ግበሩ” ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡ 5/2016
ኣገልግሎትካ ኸም ኣውሊ ድዩ፧ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡ 4/2016
ምስ ኣምላኽ ምዕያይ የሐጕሰና ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡ 1/2016
ሚእቲ ዓመት ኣብ ትሕቲ ግዝኣት መንግስቲ ኣምላኽ! ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/11/2015
ኣብ ኣገልግሎት ንግዜኻ ብዝበለጸ ተጠቐመሉ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 4/2015
ንኣሕዋት ክርስቶስ ብተኣማንነት ደግፎም ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/3/2015
ንኣገልግሎት ዘሎካ ቕንኣት ዓቅብ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/2/2015
የሆዋ ነቲ ዓለምለኻዊ ናይ ትምህርቲ ዕዮና ይመርሖ
ንዝረኸብካዮ ኣጋጣሚታት፡ መልእኽቲ መንግስቲ ኣምላኽ ንምዝርጋሕ ተጠቐመሉ! ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 10/2014
“መሰኻኽር ክትኰኑኒ ኢኹም” ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/7/2014
ምንባብ ንዜጸግሞም ሰባት ብኸመይ ከም እትሕግዞም ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 6/2014
‘ብልዐይ ፍቓድ ኣምላኽ ክገብር እዩ’ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/5/2014
ንመገላግልትኻ ሓግዞ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 1/2014
ዚሰብኩ ህዝቢ—ኣገልገልቲ ፈትዮም ገዛእ ርእሶም የቕርቡ መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ምዕ. 6
ሜላታት ስብከት—ነቲ መልእኽቲ ናብ ሰባት ንምብጻሕ፡ ኵሉ መገድታት ምጥቃም መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ምዕ. 7
ናውቲ ስብከት—ንብዘላ ዓለም ዚኸውን ጽሑፋት ምድላው መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ምዕ. 8
ፍረ ስብከት—‘ግራውቲ ንዓጺድ ጻዕድዩ ኣሎ’ መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ምዕ. 9
ግድን ከተቋርጽ ኣሎካ ድዩ፧ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 2/2013
ካብ ናይ ብሕትኻ ኽሊ ትጥቀምዶ ኣለኻ፧ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 1/2013
ሰባት ንኣምላኽ ንኺሰምዕዎ ሓግዞም ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 7/2012
ንኽንሰብኽ ዚድርኸና ዓሰርተው ክልተ ምኽንያት ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 6/2012
ኣብ ኣገልግሎት ጠቢብ ኩን ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 5/2012
ንሰባት ‘ካብ ድቃስ ኪበራበሩ’ ሓግዞም ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/3/2012
ብኸመይ ንቑሕ ከም እትኸውን፡ ካብ ሃዋርያት የሱስ ተምሃር ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/1/2012
ዕዮ ስብከት መንግስቲ ኣምላኽ ብኸመይ እዩ ተወዲቡ፧ ፍቓድ የሆዋ፡ ትምህርቲ 12
“ክንደይ ሰዓት እየ ጸብጻብ ክህብ ዘሎኒ፧” ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 6/2011
ኣብ ኣገልግሎት ብኸመይ ክትጸንዕ ትኽእል፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/3/2009
ሚስዮናውያን ናብ ምብራቕ ክሳዕ ኣበይ ኪኸዱ ይኽእሉ ነይሮም፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/1/2009
“ቅኑዕ ዝንባለ ዘለዎም” ሰባት ጽቡቕ ምላሽ ይህቡ ኣለዉ
“ንምስክር ኵሎም ኣህዛብ” ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/2/2006
‘ኪዱ ደቀ መዛሙርቲ ግበሩ’ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/7/2004
መዓልቲ የሆዋ እናቐረበት ክትከይድ ከላ ንሰባት ብኸመይ ክንርእዮም ኣሎና፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/7/2003
ጉባኤኻ ሰፊሕ ናይ ኣገልግሎት ዞባ ኣለዋዶ፧ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 5/2002
ኣምላኽ ንዅሎም ህዝብታት ይቕበሎም ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/4/2002
እቲ ኽንሰብኮ ዚግባእ መልእኽቲ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት
ሎሚ ኣገልገልቲ ኣምላኽ መን ኢዮም፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/11/2000
ቤት የሆዋ ‘ብኽቡር ነገር’ ይመልእ ኣሎ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/1/2000
ብኸመይ ከም እተመሓይሽ
ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ኣብ ክልኻ ንዚነብሩ ዅሎም ሰባት ርኸቦም ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡ 12/2017
ብመጽሓፍ “ንርእስኹም ብፍቕሪ ኣምላኽ ሓልውዋ” ልቢ ተንክፍ ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡ 12/2016
ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ንተገደስቲ ኣብ ኣኼባታት ኪካፈሉ ኣተባብዓዮም ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡ 9/2016
ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ርእሶም ወፍዮም ኪጥመቑ ሓግዞም ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡ 8/2016
ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ቪድዮታት ተጠቒምካ ምሃር ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡ 6/2016
ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ናይ ገዛእ ርእስኻ ኣቀራርባ መጽሔት ኣዳሉ ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡ 3/2016
ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ንተመላሊስካ ምብጻሕ መሰረት ኣንብር ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡ 1/2016
ንመዋቕር እታ መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር እትብሃል መጽሓፍ ብውጽኢታዊ መገዲ ተጠቐመሉ
ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ንተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስካ ጽቡቕ ልማድ መጽናዕቲ ኼማዕብሉ ኣሰልጥኖም ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 10/2015
ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ኣብ ቦታታት ንግዲ መስክር ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 9/2015
ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ንሓደስቲ ኣስፋሕቲ ኣሰልጥን ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 8/2015
ንመምሃሪ እንጥቀመሉ ናውቲ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 7/2015
ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ብብሮሹር ብስራት ኣምላኽ ኣብ ኣፍ ደገ ዄንካ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣጀምር ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 6/2015
ካብ ምኩራት ኣስፋሕቲ ተምሃር ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 6/2015
ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ካልእ ቋንቋ ንዚዛረብ ሰብ መስክረሉ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 5/2015
ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ምብጽጻሕ መጽሔት ኣማዕብል ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 3/2015
ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ኢንተርኮም ተጠቒምካ መስክር ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 2/2015
ከም ኣገልጋሊ መጠን ቀጻሊ ዕቤት ግበር ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 1/2015
ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ንእተቘጥዐ ብዓል ቤት ብኸመይ ከም እትምልሰሉ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 1/2015
ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ብሕታዊ ተገዳስነት ኣርኢ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 11/2014
ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ንተመላሊስካ ምብጻሕ መሰረት ኣንብር ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 9/2014
ንቓል ኣምላኽ ተጠቐመሉ—ህያው እዩ! ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/8/2014
ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኽ ብትብዓት ተዛረብ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 8/2014
ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ዘይወግዓዊ ምስክርነት ንምሃብ ዝርርብ ብኸመይ ከም እትጅምር ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 7/2014
ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—መእተዊ ብኸመይ ከም እትዳሎ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 5/2014
ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ንመገላግልትኻ ደግፎ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 4/2014
ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ንዀለፍቲ ዘረባ ብኸመይ ከም እትምልሰሎም ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 3/2014
ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ንዝረኸብካዮ ተገዳስነት መዝግቦ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 2/2014
“ግብሪ ወንጌላዊ ግበር” ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/5/2013
‘ናብ ምምሃር ኣቕልብ’ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/7/2010
‘ንጥበብ ኣመሃህራኻ’ ኣቕልበሉ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/1/2008
ገስገስትን ተዓጻጸፍትን ኣገልገልቲ ምዃን ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/12/2005
ምሉእ ምስክርነት ንምሃብ ዝሰልጠኑ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/1/2005
ሰባት መልእኽቲ መንግስቲ ኣምላኽ ንክቕበሉ ሓግዞም
ንፉዕ መምህር ዲኻ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/7/2002
ከም መምህራን ቃል ኣምላኽ መጠን ምሉእ ብምሉእ እተዓጥቁ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/2/2002
ናይ ምዝርራብ ክእለትካ ብኸመይ ከም እተመሓይሽ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት
ከመይ ጌርካ ኸም እትምልስ ፍለጥ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት
ኣብ በቤት እናኸድካ ምግልጋል
ኣብ ኣፍ ደገ እተርእዮ ጽቡቕ ጠባይ ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡ 7/2017
ቈልዓ ማዕጾ ምስ ዚኸፍተልና ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡ 9/2016
“ነዚ ኣነ ዝህበካ ጽሑፍ እንተ ተቐቢልካኒ እየ ዝቕበለካ” ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 9/2013
ሕቶታት ኣንበብትና፦ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ካብ ቤት ናብ ቤት ዚሰብኩ ስለምንታይ እዮም፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/6/2012
ነታ በጃኻ ተኸታተሎ (S-43) እትበሃል ፎርም ብኸመይ ንጠቐመላ፧ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 5/2011
“ካብ ንሰብሲ ንኣምላኽ ምእዛዝ እዩ ዚግባእ” (ሳጹን፦ “ኣብ በቤት” ምስባኽ) መስክር፡ ምዕ. 5
ነቲ ኻብ ቤት ናብ ቤት ኣብ ዚግበር ኣገልግሎት ዜጋጥም ብድሆታት ምስጋሩ
ነታ መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር እትበሃል መጽሓፍ ክንዕድለሉ እንኽእል መገዲ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 1/2006
“ግብሪ ወንጌላዊ ግበር” ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/3/2004
መንእሰያት ዚሓትትዎ፦ ዝፈልጡኒ ተማሃሮ እንተ ኣጓነፉኒኸ፧ ንቕሑ!፡ 8/4/2002
“ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ ዚግበር ዝርርብ” (ዓምዲ ግምቢ ዘብዐኛ)
ዝኽሪ ሞት የሱስ ከነብዕል ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/4/2015
ንመጽሓፍ ቅዱስ ክንምርምሮ ዚግብኣና ስለምንታይ ኢና፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/2/2015
ብዛዕባ 1914 ንዘሎና እምነት ምግላጽ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 10/2014
መንግስቲ ኣምላኽ መዓስ እያ ኽትገዝእ ጀሚራ፧ (1ይ ክፋል) ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/10/2014
መንግስቲ ኣምላኽ መዓስ እያ ኽትገዝእ ጀሚራ፧ (2ይ ክፋል) ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/11/2014
ናይ የሆዋ መሰኻኽር ብየሱስ ይኣምኑ ድዮም፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/5/2014
ኣምላኽ፡ መከራ ኺህሉ ዝፈቐደ ስለምንታይ እዩ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/1/2014
ንኣገልግሎትና እትሕግዘና ዓምዲ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 11/2013
ኣምላኽ ብዛዕባ መከራና ይግደስ ድዩ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/7/2013
ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ ዚግበር ዝርርብ ኣምላኽ ንሰባት ኣብ ገሃነም እሳት ኣእትዩ ድዩ ዚቐጽዖም፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/10/2012
ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ ዚግበር ዝርርብ ኵሎም ጻድቃን ድዮም ናብ ሰማይ ዚኸዱ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/8/2012
ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ ዚግበር ዝርርብ የሱስ፡ ኵሉ ዚኽእል ኣምላኽ ድዩ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/4/2012
ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ ዚግበር ዝርርብ መንፈስ ቅዱስ እንታይ እዩ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/10/2010
ተመላሊስካ ምብጻሕን መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስን
ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ተመላሊስካ ምብጻሕ ግበር ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡ 11/2017
ንየሆዋ ወትሩ ኼገልግልዎ፡ ኣሰልጥኖም ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡ 9/2017
ሎሚ ፍቓድ የሆዋ ዚገብሩ ዘለዉ መን እዮም፧—ብኸመይ ከም እትጥቀመላ ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡ 3/2017
ንኣምላኽ ስምዓዮ—ብኸመይ ከም እትጥቀመላ ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡ 3/2017
መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይምህረና፧—ብኸመይ ከም እትጥቀመላ ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡ 11/2016
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ክትመርሕ ከለካ ኸተወግዶ ዘሎካ ጌጋታት ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡ 9/2016
ከተሰልጥን ከም ዚግብኣካ ተስተውዕልዶ፧ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡ 8/2016
ብሮሹር ብስራት ኣምላኽ ተጠቒምካ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ከም እትመርሕ ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡ 1/2016
ሳጹን ሕቶ፦ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ምቁራጽ ግቡእ ዝዀነ መዓስ እዩ፧ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 12/2015
ልቢ እቶም እንምህሮም ብኸመይ ንትንክፍ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 10/2015
ደቀ መዛሙርቲ ኽትገብር ጽዓር ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 7/2015
ውጽኢታዊ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ምምራሕ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 12/2014
ቀልጢፍካ ተኸታተል ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 6/2014
ምብጽጻሕ መጽሔት፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንኸተጀምር ይሕግዝ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 1/2014
ክትምህር ከለኻ ቪድዮታት ተጠቐም ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 5/2013
ነታ ሎሚ ፍቓድ የሆዋ ዚገብሩ ዘለዉ መን እዮም፧ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 3/2013
ነታ ብስራት ኣምላኽ ዘርእስታ ብሮሹር ብኸመይ ከም እትጥቀመላ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 3/2013
ርእስኻ ኣይትቐይድ—ብቑዕ ኣይኰንኩን ንዚብል ሓሳብ ኣሰንፎ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 11/2012
ርእስኻ ኣይትቐይድ—ብስራሕ ትሑዝ ምስ እትኸውን ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 11/2012
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንኸተጀምር ዚሕግዝ ሓሙሽተ መገድታት ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 10/2012
ንሰብኡት፡ ብመንፈስ ንኺዓብዩ ሓግዝዎም ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/11/2011
ሳጹን ሕቶ፦ ኣብ ኣፍ ደገ ዄንና መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ክንመርሕ ከለና፡ ክንጽሊ ይግብኣና ድዩ፧ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 9/2011
ሳጹን ሕቶ፦ ዕቤት ንዜርኢ ተመሃራይ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ንኽንደይ ዚኣክል ግዜ ኢና መጽናዕቲ ኽንመርሓሉ ዘሎና፧ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 4/2011
ንመጽሓፍ “ፍቕሪ ኣምላኽ” መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንምምራሕ ብኸመይ ንጠቐመላ፧ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 3/2009
ምድላው—ዕዉት ተመላሊስካ ምብጻሕ ንምግባር ዚሕግዝ ረቛሒ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 7/2008
ነታ መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር እትበሃል መጽሓፍ ክትጥቀመላ ኸለኻ ነቲ ዓብዪ መምህር ምሰሎ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 2/2007
ንዅሎም እቶም እተወሰነ ተገዳስነት ዜርእዩ ተመሊስካ ብጽሓዮም ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 12/2006
ዕቤት ዜርኢ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ኣፍ ቤትን ብተሌፎንን ምራሕ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 4/2006
በታ መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር እትበሃል መጽሓፍ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ክትጅምረሉ እትኽእል ኣቀራርባ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 1/2006
ዕቤት ዜርኢ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ምምራሕ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 9/2005
ስርዓታዊ ዄንካ መጽሔታት ብምብጽጻሕ ተገዳስነት ኰስኵስ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 5/2005
እታ ሓቂ ኣብ ኣልባብ እቶም እትምህርዎም ትፈሪዶ ኣላ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/2/2005
ዕቤት ዜርኢ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ምምራሕ (መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኪበሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧) ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 7/2004
ዕቤት ዜርኢ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ምምራሕ (ነቲ መጽናዕቲ ንምምራሕ ምድላው) ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 8/2004
ዕቤት ዜርኢ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ምምራሕ (ንቕዱሳት ጽሑፋት ኣስላጢ ብዝዀነ መገዲ ምጥቃም) ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 11/2004
ዕቤት ዜርኢ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ምምራሕ 5ይ ክፋል፦ (ክንደይ ዚኣክል ትምህርቲ ኸም እትሽፍን ምውሳን) ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 1/2005
ዕቤት ዜርኢ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ምምራሕ 6ይ ክፋል፦ (እቲ ተማሃራይ ኣብ እዋን መጽናዕቲ ሕቶ ምስ ዚሓትት) ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 2/2005
‘ዝኣዘዝኩኹም ኵሉ ኺሕልዉ ምሃርዎም’ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/7/2004
“ኣገልግሎትካ መልእ” ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/3/2004
‘ንርእስኻን ነቶም ዝሰምዑኻን ኣድሕን’ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/6/2000
እተፈላለየ ሜላታት ምስክርነት
እቲ ብስራት ዚስበኸሉ ሜላታት እተወደበ፡ ምዕ. 9
ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ንምዝርጋሕ ትራክትታት ተጠቐም ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 10/2012
ኣጋ ምሸት ከተገልግል ምኸኣልካዶ፧ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 10/2012
ቅድሚ ምስባኽካ፡ ከተናዲ የድልየካ ይኸውን ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 7/2012
ሳጹን ሕቶ፦ ኣብ ጽሑፋትና ይኹን ኣብ ኢንተርነት ዘሎ ኩፖን፡ መሊኡ ኺልእኮ ዘለዎ መን እዩ፧ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 11/2011
ንሰብኡት ንምምስካር ዜጋጥመና ብድሆ ንስገሮ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 8/2009
ኣብ ኣፓርታማ ብምምስካር፡ ‘ብእተማልአ መገዲ መስክር’ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 12/2008
ዘይወግዓዊ ምስክርነት
ብዘይወግዓዊ መገዲ ኽትምስክር ትኽእል ኢኻ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 8/2010
ኣብ መክሲኮ ንተዛረብቲ እንግሊዝኛ ዚወሃብ ናይ እግረ-መገዲ ምስክርነት ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/4/2004
ብግህዶ ዚግበር ምስክርነት
መርኣዪ ጽሑፋት ተጠቒምካ ብኸመይ ከም እትምስክር ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 4/2015
ብግህዶ ንዚግበር ምስክርነት ዚኸውን ባህ ዜብልን ሓድሽን ኣቀራርባ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 11/2014
ቀልጢፍካ ተኸታተል ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 6/2014
ህዝባዊ ምስክርነት ዚውሃበሉ ሓድሽ መገዲ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 7/2013
ቦታታት ንግዲ
ኣብ ናይ ንግዲ ቦታታት ብምትእምማን ስበኽ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 3/2012
ምስክርነት ኣብ ቤት ትምህርቲ
ነቲ ኣብ ኣምላኽ ዘሎኒ እምነት ብኸመይ ክጣበቐሉ እኽእል፧ መንእሰያት ዚሓትዎ፡ 2ይ ጥራዝ፡ ምዕ. 36
እምነታ ንደቂ ኽፍላ ነገረቶም ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/10/2004
መንእሰያት—የሆዋ ንግብርኹም ኣይርስዖን እዩ! ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/4/2003
መንእሰያት ዚሓትትዎ፦ ንመማህርተይ ብኸመይ ክሰብከሎም እኽእል፧ ንቕሑ!፡ 8/7/2002
ምስክርነት ንኣባላት ስድራ ቤት
ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፦ ንሰይፊ ሓዘን ተጻወረቶ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/5/2014
ንልቢ እቶም ዘይኣመንቲ ኣዝማድካ ኽትንክፎ እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/3/2014
ንዘይኣማኒ መጻምድቲ ሓቂ ንኺፈልጥ ክትሕግዞ ትኽእልዶ፧ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 11/2010
ነዝማድና ብኸመይ ክንምስክረሎም ንኽእል፧ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 12/2004
ምስክርነት ተሌፎንን ደብዳበ ምጽሓፍን
ምስክርነት ተሌፎን ውጽኢታዊ ኪኸውን ይኽእል ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 10/2009
ብደብዳበ ጌርካ ሓሳብካ ምምሕልላፍ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት
ምስክርነት ኣብ መናበዪ ኣረጋውያን
ኣብ መናበዪ ኣረጋውያን ንዘለዉ ኣይትረስዓዮም ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 6/2014
ምስክርነት ንዓይነ ስዉራን
ንዓይነ ስዉራን ብዛዕባ የሆዋ ኺመሃሩ ሓግዞም ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 5/2015
ዝያዳ ዓየይቲ ኣብ ዜድልዩሉ ቦታ ምግልጋል
ምስ ሓዳስ ጉባኤኻ ብኸመይ ክትላመድ ትኽእል፧ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡ 11/2017
ኣብ ጉባኤኻ ኽትሕግዝ ትኽእልዶ፧ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡ 3/2016
ኣገልግሎትካ እተስፍሓሉ መገድታት እተወደበ፡ ምዕ. 10
‘ናብ መቄዶንያ ኽትሓልፍ’ ትኽእልዶ፧ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 8/2011
ናብ መቄዶንያ ኽትሓልፍ ትኽእልዶ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/12/2009
ኣብቲ ዝያዳ ኣስፋሕቲ መንግስቲ ኣምላኽ ዜድልዩሉ ቦታ ኸተገልግል ትኽእልዶ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/4/2009
ስብከት ዘይርሳዕ ጦብላሕታ ኽገድፈልካ ኸሎ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/4/2003
“ፈትዮም ይመጹ” (ዓምዲ ግምቢ ዘብዐኛ)
ፈትዮም ይመጹ—ቱርኪ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡ 7/2017
ፈትዮም ይመጹ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡ 1/2017
ፈትዮም ይመጹ—ጋና ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡ 7/2016
ፈትዮም ይመጹ—ኦሽያንያ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡ 1/2016
ፈትዮም ይመጹ—ሩስያ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/7/2015
ፈትዮም ይመጹ—ኒው ዮርክ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/1/2015
ፈትዮም ይመጹ—ታይዋን ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/10/2014
ፈትዮም ይመጹ—ማይክሮነዥያ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/7/2014
ፈትዮም ይመጹ—ምዕራብ ኣፍሪቃ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/1/2014
ፈትዮም ይመጹ—ፊሊፒንስ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/10/2013
ፈትዮም ይመጹ—መክሲኮ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/4/2013
ዝዀነ ይኹን ነገር ካብ የሆዋ ኼርሕቐካ ኣይትፍቀድ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/1/2013
ፈትዮም ይመጹ—ብራዚል ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/10/2012
ፈትዮም ይመጹ ናብ ኤኳዶር ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/7/2012
ቋንቋ ወጻኢ
ኣብ ቋንቋ ወጻኢ ኸተገልግል ከለኻ፡ መንፈሳዊ ጥዕናኻ ሓሉ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡ 10/2016
ብቝልዕነተይ ዝመረጽክዎ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/1/2014
ነቲ ንተዛረብቲ ቛንቋ ወጻኢ ዚቐርብ ኣገልግሎት ምምዕባል ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 11/2009
ናይ ወጻኢ ቛንቋ ምስ እትጥቀም ጉባኤ ምግልጋል ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/3/2006
“ካብ ኵሉ ቛንቋታት” እተዋጽኡ ህዝቢ ነቲ ብስራት ይሰምዑ (§ ነቲ በዳሂ ዅነታት ምግጣሙ) ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/12/2005
ኣብ ኮርያ ንሓደ ፍልይ ዝበለ ጕጅለ ቛንቋ ምግልጋል ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/6/2003
ትርጉም ንዕዮ ስብከት ይድግፍ
ቋንቋ ዚፈጥሮ ዕንቅፋት ምስጋሩ—ዕዮ ትርጉም ከመይ ይመስል፧
“ብዙሓት ደሴታት ባህ ይበሎም” ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/8/2015
ናውቲ ስብከት—ንብዘላ ዓለም ዚኸውን ጽሑፋት ምድላው መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ምዕ. 8
ብቕልል ዝበለ እንግሊዝኛ እትዳሎ ግምቢ ዘብዐኛ እተጀመረት ስለምንታይ እያ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/12/2012
ጽሑፋትና ዚጸሓፍን ዚትርጐምን ብኸመይ እዩ፧ ፍቓድ የሆዋ፡ ትምህርቲ 23
ብ500 ቛንቋታት ዚዝርጋሕ ብስራት ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/11/2009
“ብሩር ናተይ እዩ፡ ወርቂ ኸኣ ናተይ እዩ” ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/11/2007
ደቀባት መክሲኮ ነቲ ብስራት ሰሚዖምዎ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/8/2004
እዋን ሓጐስ ኣብ ባልካን ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/10/2002
ርእይቶን እምነትን
ነዚ ዚስዕብ እውን ርአ፦
ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ ዚግበር ዝርርብ—ናይ የሆዋ መሰኻኽር ብየሱስ ይኣምኑ ድዮም፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/5/2014
ሕቶታት ኣንበብትና፦ ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ ሕክምናዊ ሓገዝ ይቕበሉ ድዮም፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/2/2011
“ብዙሕ ምፍልላይ . . . ኰነ” (ሳጹን፦ ‘እምነት ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተሃንጸ እዩ’) መስክር፡ ምዕ. 13
ሕቶታት ኣንበብትና፦ ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ ንሳቶም ጥራይ ከም ዚድሕኑ ድዮም ዚኣምኑ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/11/2008
ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ፦ ሓደ ክርስትያን ካብቲ ካፈይን ዘለዎ መስተን ምግብን ኪርሕቕ ኣለዎዶ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/4/2007
ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ፦ ብሒደት ገንዘብ ምጥላዕ ጌጋ ድዩ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/11/2002
ክርስትያናት ብመንፈስን ብሓቅን ኢዮም ዘምልኹ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/7/2002
ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ፦ ናይ ኮምፕዩተር ፕሮግራማት ቀዲሕካ ንኻልኦት ናይ ምሃብ ግቡእ ድዩ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/2/2001
መትከላትን ስርዓታትን
ንህይወት ትርጕም ዘለዋ ዚገብራ እንታይ እዩ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/4/2008
ብግዜ ዘይግደብ ስነ-ምግባራዊ ስርዓታት ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/6/2007
ንርእስኻን ንኻልኦትን ክርስትያናዊ ስነ-ምግባር ምሃር ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/6/2002
ኣልኮላዊ መስተ
ርእይቶ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ኣልኮላዊ መስተ ንቕሑ!፡ 8/2013
ብኣልኮላዊ መስተ ዝመጸ ሚዛናዊ ኹን ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/12/2004
ምትሕንፋጽ እምነት
ሕቶታት ኣንበብትና፦ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ንምትሕንፋጽ እምነት ብኸመይ ይርእይዎ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/6/2010
ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ፦ ሃይማኖታዊ ዝነበረ ህንጻ ዓዲግካ ኣደራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ምግባሩ ምትሕንፋጽ ድዩ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/10/2002
ዝነጸረ ትምህርትታት
ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ፦ ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበሩ ኣይሁድ፡ ንመሲሕ ‘ንኺጽበይዎ’ እንታይ መሰረት ነይርዎም፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/2/2014
በታ እናወሰኸት እትበርህ ዘላ መገዲ ምምልላስ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/2/2006
‘ዎ ኣምላኽ ብርሃንካ ልኣኽ’ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/3/2000
ወለዶ መሲሕ
ቅቡኣት
“እንሆ ድማ፡ ኣነ . . . ኵሉ መዓልቲ ምሳኻትኩም እየ”
ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ፦ እቲ ንሰማያዊ ተስፋ ዚግበር ጽውዓ ክርስትያናት፡ መዓስ እዩ ዜቋርጽ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/5/2007
ዓባይ ባቢሎን
ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ፦ ህዝቢ ኣምላኽ ብዓባይ ባቢሎን ተማሪኾም ዝነበሩ መዓስ እዮም፧ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡ 3/2016
ኪዳናት
ኣብ መንግስቲ ኣምላኽ፡ ድልድልቲ እምነት ትሃሉኻ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/10/2014
ሞትን ትንሳኤን
ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ፦ የሱስ፡ እቶም ኣብ ምድሪ ዚትንስኡ ኸም ዘይምርዓዉ ድዩ ዚገልጽ ነይሩ፧ (ሉቃ. 20:34-36) ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/8/2014
ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ፦ ሓደ ዕሸል ኣብ ማሕጸን ከሎ እንተ ሞይቱ፡ ተስፋ ትንሳኤ ኣለዎዶ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/4/2009
“እቲ ቐዳማይ ትንሳኤ”—ሕጂ ይካየድ ኣሎ! (§ ሕጂ ይካየድ ኣሎ ድዩ፧) ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/1/2007
ኣገልገልቲ ቤት
“እሙንን ኣስተውዓልን ባርያ መን ኰን እዩ፧” ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/7/2013
እኩይ ባርያ
“እሙንን ኣስተውዓልን ባርያ መን ኰን እዩ፧” ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/7/2013
እሙንን ኣስተውዓልን ባርያ
ወለዶ
መንፈስ ቅዱስ ኣብ ምፍጻም ዕላማ የሆዋ ዘለዎ ግደ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/4/2010 ¶13-14
ህላወ ክርስቶስ—ንዓኻ እንታይ ትርጕም ኣለዎ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/2/2008
ጎግ ብዓል ማጎግ
ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ፦ እቲ ኣብ መጽሓፍ ህዝቅኤል ተጠቒሱ ዘሎ ጎግ ብዓል ሃገር ማጎግ መን እዩ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/5/2015
ብዙሓት ህዝብን ካልኦት ኣባጊዕን
ብርቱዕ ጸበባን ኣርማጌዶንን
“እስከ ንገረና፡ እዚ መዓስ ኪኸውን እዩ፧” ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/7/2013
ምርመራን ምጽራይን ቤተ መቕደስ
“እንሆ ድማ፡ ኣነ . . . ኵሉ መዓልቲ ምሳኻትኩም እየ” ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/7/2013
ሉፕ (IUD)
ምሳሌታት የሱስ
“እንሆ ድማ፡ ኣነ . . . ኵሉ መዓልቲ ምሳኻትኩም እየ”
‘ጻድቃን ከም ጸሓይ ኪበርሁ እዮም’ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/3/2010
ናይ ጸሓፊ ቐርኒ ቐለም ዘለዎ ሰብኣይ
ጳውሎስ ብራእይ ዝረኣያ ገነት
ንመንፈሳዊ ገነት ብዝያዳ ኸተጸብቖ ጽዓር ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/7/2015
ትንቢታዊ ጽላሎት፡ ትንቢታዊ ትርጉም
“ከምኡ ዝዀነ፡ ስለ ዝሰመርካዮ እዩ” ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/3/2015
በጃ
ኣምላኽ፡ ፍቕሩ ንዓና የርኢ ኣሎ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/6/2011
ምምላስ ካብ ውገዳ
ቅድስና ደም
ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ፦ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ብናይ ገዛእ ርእስኻ ደም ንዚግበር ሕክምና ብኸመይ እዮም ዚርእይዎ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/10/2000
ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ፦ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ካብ ደም እተሰርሐ ዝዀነ ዓይነት መድሃኒት ይወስዱ ድዮም፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/6/2000
ኣባጊዕን ኣጣልን
“እስከ ንገረና፡ እዚ መዓስ ኪኸውን እዩ፧” (§ የሱስ ነተን ኣባጊዕን ነተን ኣጣልን ዚፈርደን መዓስ እዩ፧) ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/7/2013
ታለንት
ካብ ምሳሌ እቲ ታለንት ተምሃር ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/3/2015
ንየሱስ ዝቐረበሉ ፈተና
ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ፦ ሰይጣን ንየሱስ ኪፍትኖ ኸሎ፡ ብኣካል ናብ ቤተ መቕደስ ወሲድዎ ድዩ፧ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡ 3/2016
ዓሰርተ ደናግል
‘ክትነቅሕ’ ዲኻ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/3/2015
ተኣምራዊ ምልዋጥ
ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኽ እተራእየ ራእያት ጋህዲ ዀነ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/1/2005 ¶6-7
ክልተ ዕንጨይቲ (ህዝቅኤል 37)
ክልተ መሰኻኽር (ራእይ 11)
ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ፦ እቶም ኣብ ራእይ ምዕራፍ 11 እተጠቕሱ ኽልተ መሰኻኽር እንታዎት እዮም፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/11/2014
ርኽሰትን ንውርምናን
ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ፦ ሓደ ሰብ ብርኽሰት ኪውገድ ይኽእል ድዩ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/7/2006
ብኽያትን ምሕርቃም ኣስናንን
“እንሆ ድማ፡ ኣነ . . . ኵሉ መዓልቲ ምሳኻትኩም እየ” ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/7/2013
ስርናይን ክርዳድን
“እንሆ ድማ፡ ኣነ . . . ኵሉ መዓልቲ ምሳኻትኩም እየ” ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/7/2013
“ብመንፈስን ብሓቅን” ምምላኽ (ዮሃንስ 4:24)
ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ፦ ንየሆዋ “ብመንፈስ” ምምላኽ ክበሃል ከሎ እንታይ ማለት ኢዩ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/9/2001
ክርስትያናት ብመንፈስን ብሓቅን ኢዮም ዘምልኹ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/7/2002
ምስ ሰበ ስልጣን ዚተሓሓዝ
ዋላ ሓደ ደው ኬብሎም ኣይከኣለን ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ፡ ትምህርቲ 95
ንስልጣን ከነኽብር ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧ (§ ንዓለማዊ ስልጣን ኪህሉ ዚግባእ ኣኽብሮት) “ፍቕሪ ኣምላኽ”፡ ምዕ. 4
ንመን ኢኻ እትእዘዝ፧ ንኣምላኽዶ ወይስ ንሰብ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/12/2005
ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ፦ ንሰራሕተኛ መንግስቲ መቝሽሽ ምሃብ ከም ጉቦ ይርአ ድዩ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/4/2005
‘ሓደ ምዕራፍ ክትከይድ እንተ ተገደድካ’ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/2/2005
ንመን ክንእዘዝ ከም ዘሎና ኸመይ ጌርና ንፈልጥ፧ መምህር፡ ምዕ. 28
‘ምድሓን ናይ የሆዋ ኢዩ’ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/9/2002
ክርስትያናት ብሓቂ ኢዮም ዝመላለሱ (§ ሓቅን ‘ስልጣናትን’) ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/7/2002
ግብሪ
ግብሪ ኽትከፍል ይግባእዶ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/9/2011
ብሓቂዶ ሸፈጥ እዩ፧ (§ “ናይ ቄሳር ንቄሳር”) ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/6/2010
ክርስትያናዊ ገለልትነት
ካብ መዛግብትና፦ “ንየሆዋ ውዳሰ ዜምጽእ ፍረ አፍሪ ኣለኹ” ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡ 8/2016
ኣብዛ እተኸፋፈለት ዓለም ገለልትነትካ ሓሉ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡ 4/2016
ንመንግስቲ ኣምላኽ ዘሎካ ተኣማንነት ሓልዎ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/7/2015
ብተኣማንነት ንመንግስቲ ኣምላኽ ጥራይ ምድጋፍ መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ምዕ. 14
ካብ መዛግብትና፦ ተመሃሮ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ “ሰዓት ፈተና” ጸንዑ” ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/5/2013
“ስደተኛታት” ኴንና ንቐጽል ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/12/2012
ሕቶታት ኣንበብትና፦ ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበሩ ክርስትያናት ኣብ ፖለቲካ ይኣትዉ ነይሮም ድዮም፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/5/2012
ክርስትያናዊ ትምህርትታት ንማሕበረሰብ ዚጸልዎ ብኸመይ እዩ፧
ናይ ሓቂ ኣመንትን ሓላፍነት ዚስምዖም ዜጋታትን ክንከውን እንኽእል ብኸመይ ኢና፧
የሱስ ኣብ ፖለቲካ ዘይኣተወ ስለምንታይ እዩ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/7/2010
ውግእ ምስ ክርስትና ይቃዶ ድዩ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/10/2009
ሕቶታት ኣንበብትና፦ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ ውግእ ዘይሳተፉ ስለምንታይ እዮም፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/7/2008
ካብ ዓለም ክትፍለየሉ እትኽእል መገድታት (§ እሙንን ገለልተኛን ምዃን) “ፍቕሪ ኣምላኽ”፡ ምዕ. 5
ንህይወት ከምቲ ኣምላኽ ዜኽብራ ጌርካ ዲኻ እተኽብራ፧ (§ ብደም ገበነኛ ኻብ ዝዀነ ውድባት ርሓቕ) “ፍቕሪ ኣምላኽ”፡ ምዕ. 7
ንሰንደቕ ዕላማ ሰላምታ ምሃብ፡ ምድማጽ፡ ከምኡውን ሲቭላዊ ኣገልግሎት “ፍቕሪ ኣምላኽ”፡ መመላእታ ጽሑፍ
ገለልትነት ክርስትያናዊ ፍቕሪ ንኸይተርኢ ይዓግት ድዩ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/5/2004
ኣብዘን ዳሕሮት መዓልትታት ዘለዉ ገለልተኛታት ክርስትያናት ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/11/2002
ርእይቶ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ኣምላኽ ንውግእ ይሰምሮ ድዩ፧ ንቕሑ!፡ 8/7/2002
ኣኽብሮት ዚግብኦ ስነ-ምግባራዊ ስርዓታት ትምህርትን
ኣብያተ ፍርድን ሕጋዊ ጕዳያትን
ኣብ ቅድሚ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ነቲ ብስራት ምምጓት ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡ 9/2016
ሰበኽቲ መንግስቲ ኣምላኽ፡ ጕዳዮም ናብ ቤት ፍርዲ የቕርቡ መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ምዕ. 13
ንናጽነት ኣምልኾ ምቅላስ መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ምዕ. 15
ቤት ፍርዲ ኤውሮጳ መሰል እቶም ብምኽንያት ሕልናኦም ወተሃደራዊ ኣገልግሎት ዚኣብዩ ደጊፉ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/11/2012
ነዊሕ ሕጋዊ ቓልሲ ብዓወት ተዛዘመ! ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/7/2011
“ዝመጻረየሉ ነገር ስምዑኒ” መስክር፡ ምዕ. 23
“ናብ ቄሳር ይግባኝ፡ ኢለ አሎኹ” መስክር፡ ምዕ. 25
ኣደዳ ዓመጻ ዝዀኑ ሰባት መሰሎም ተሓለወሎም ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/3/2008
ኣብ ቤት ፍርዲ ሰብኣዊ መሰላት ኣውሮጳ እተረኽበ ዓወት ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/5/2007
ንሓደጋ ምድላውን ረድኤትን
ነዚ ዚስዕብ እውን ርአ፦ ስርዓት ሰይጣን ➤ ኣከባብያዊ ጕዳያት ➤ ባህርያዊ ሓደጋታት
ምድላው
ሓደጋ ምስ ዜጋጥም—ህይወት ኬድሕን ዚኽእል ስጕምትታት ንቕሑ!፡ ቍ. 5 2017
ንባህርያዊ ሓደጋ ተዳሊኻዶ ኣለኻ፧ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 1/2007
ሓገዝ ምሃብ
ኣገልግሎት ረድኤት መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ምዕ. 20
ኣብ ጭንቂ ንዚርከቡ ኣሕዋትና ብኸመይ ንሕግዞም፧ ፍቓድ የሆዋ፡ ትምህርቲ 18
ብኸመይ ክንሕግዝ ንኽእል፧ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 11/2005
ሕቶ ሳጹን፦ ‘ኣብ ካልኦት ሃገራት ዚርከቡ ሓገዝ ዜድልዮም ኣሕዋት ብኸመይ ወፈያ ኽገብር እኽእል፧’ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 1/2005
ኣምላኽ ዝሕጐሰሉ ልግሲ (§ ንእተወደበ ረድኤት ብዝምልከትከ፧) ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/6/2003
ንሕዙናት ኣጸናንዓዮም ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/5/2003
“ናባይ ንዑ፡ ኣነ ድማ ከዕርፈኩም እየ”፦ ‘ንዅሉ ሰብ ሰናይ ንግበር’ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/7/2002
ሓድሕዳዊ ምትሕልላይ ዘለዎ ዓለምለኻዊ ሕውነት ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/4/2001
ጸብጻባትን ተመክሮታትን
“ከምዚኣ ዝበለት ፍቕሪ ብምርኣይና ልብና ተተንክዩ” ንቕሑ!፡ ቍ. 1 2017
ግዳያት ህቦብላ ሚያንማር ረዲኤት ረኸቡ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/3/2009
ኣብ ደሴታት ሰሎሞን ዘጋጠመ ባህርያዊ ዕንወት ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/5/2008
ሓድነት ኣሕዋት ኣይተናወጸን ንቕሑ!፡ 8/1/2002
ውጽኢታትን ኣጠቓቕማ ገንዘብን
“ለጋስ ይባረኽ” ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡ 11/2017
ናይ ሓቂ ሃብቲ ድለ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡ 7/2017
‘እቲ ዕዮ ዓብዪ እዩ’ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡ 11/2016
ንልግሲ የሆዋ ሞሳ ኣርኢ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/11/2015
ካብ ዮሃና እንታይ ንምሃር፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/8/2015
ኣብ ከባብን ኣብ ዓለምለኸን ንዚግበር ንጥፈታት መንግስቲ ኣምላኽ ደግፍ እተወደበ፡ ምዕ. 12
የሆዋ ነቶም ብፍታው ዚህቡ ይባርኾም ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/12/2014
ንጥፈታት መንግስቲ ኣምላኽ ዚምወለሉ መገዲ መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ምዕ. 18
ሓገዝ ንዜድልዮም ሰባት ብኸመይ ክንድግፎም ንኽእል፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/11/2013
ተረፎም ጐደሎ ይምልእ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/11/2012
ዓለምለኻዊ ዕዮና ብኸመይ ይምወል፧ ፍቓድ የሆዋ፡ ትምህርቲ 24
‘ብልግሲ ምሃብ’ የሐጕሰካ ድዩ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/11/2011
ሕቶታት ኣንበብትና፦ ክንደይ እየ ኽውፊ ዘሎኒ፧ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/8/2009
ንጽሑፋትና ብግቡእ ንጠቐመሉ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 5/2009
“ብሩር ናተይ እዩ፦ ወርቂ ኸኣ ናተይ እዩ” ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/11/2007
ንልቢ የሆዋ ዜሐጕስ ወፈያታት ግምቢ ዘብዐኛ፡ 1/11/2005
ሕቶ ሳጹን፦ ‘ኣብ ካልኦት ሃገራት ዚርከቡ ሓገዝ ዜድልዮም ኣሕዋት ብኸመይ ወፈያ ኽገብር እኽእል፧’ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 1/2005
ጳውሎስ ነቶም ቅዱሳን ዝኸውን ረድኤት ይእክብ ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/3/2001
ሕታማት ኣውድዮን ቪድዮን
ቅዳሓት ኣውድዮ—ብኸመይ ከም እትጥቀመሉ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ 11/2015
ካብ መዛግብትና፦ 100 ዓመት ዝገበረ ቕያ እምነት ግምቢ ዘብዐኛ፡ 15/2/2014
ወብሳይት jw.org
ወግዓዊ ወብሳይትና www.jw.org። ኣብ ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣብ ንጥፈታት ጉባኤታትን ኣብ ኣገልግሎት ወፍርን ዚጠቅም እተፈላለየ ነገራት ዚሓዘ እዩ። እዚ ወብሳይት እዚ፡ ዓምድታትን ንመጽናዕቲ ዚኸውን ንጥፈታትን ሙዚቃን ቪድዮታትን ዝሓዘ እዩ። ብተወሳኺ ድማ፡ ሕታማትና ኽትርኢ ወይ ከተራግፍ ትኽእል ኢኻ።
ፈነወ JW ብኢንተርነት ዚመሓላለፍ መደበር ቲቪ እዩ፡ ነዚ ድማ ኣብ tv.jw.org ክትረኽቦ ትኽእል ኢኻ። ኣብ ወወርሒ ዜተባብዕ መደባትን ቪድዮታትን ሙዚቃን እተቀድሐ ፍሉይ ፍጻመታትን ብኮምፕዩተር ወይ ብሞባይል ን24 ሰዓት ይመሓላለፍ እዩ።
ቤተ መጻሕፍቲ ግምቢ ዘብዐኛ ድማ ኣብ wol.jw.org እዩ ዚርከብ። ኣብዚ ኤለክትሮኒካዊ ቤተ መጻሕፍቲ ኸኣ፡ ሕታማትና ብልዕሊ 500 ቛንቋታት ይርከብ።