ሳጹን ትምህርቲ 6ሀ
“ርእስኻን ጭሕምኻን ተላጸ”
ብወረቐት ኣብ እተሓትመ
ህዝቅኤል ነቲ ድሕሪ ሓጺር እዋን ኣብ የሩሳሌም ዚኸውን ነገራት ብተዋስኦ ኣቕረቦ
“ተላጸ”
ኣይሁድ ይጥቅዑን ይድምሰሱን
“ክትመዝኖን ክትመቕሎን”
እቲ ፍርዲ ዀነ ተባሂሉ ብእተማልአ መገዲ ይፍጸም
“ኣንድዶ”
ገሊኦም ኣብታ ኸተማ ይሞቱ
“ውቕዓዮ”
ገሊኦም ካብታ ኸተማ ወጻኢ ይቕተሉ
“ፋሕ ኣብሎ”
ገሊኦም የምልጡ፡ ሰላም ግና ኣይረኽቡን
“ጠቕልሎ”
ገሊኦም ምሩኻት ናብ የሩሳሌም ይምለሱ፡ ንጹህ ኣምልኾ ኸኣ ይዕቀብ