ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sjj መዝሙር 40
  • ናይ መን ኢና፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ናይ መን ኢና፧
  • ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • መንፈሳዊ ህርፋነይ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • “ሰማዕ” ዲኻ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2023
  • ኬበርትዓካ እዩ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ክትባረኽ ተኣዘዝ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
sjj መዝሙር 40

መዝሙር 40

ናይ መን ኢና፧

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(ሮሜ 14:8)

  1. 1. ’ስኻ ናይ መን ኢኻ፧

    መኖምከ’ዩ ኣምላኽካ፧

    ’ቲ ’ትሰግደሉ’ዩ ጐይታኻ።

    እተገልግሎ ኣምላኽካ።

    ዚከኣል ኣይኰነን፡

    ንኽልተ ኸተገልግል።

    ዘይተርፈካ’ዩ ሓደ ኽትሓሪ፡

    ሓደ ኸተብል ልዕል።

  2. 2. ’ስኻ ናይ መን ኢኻ፧

    መኖምከ’ዩ ኣምላኽካ፧

    ነየናዮም ኢኻ ኽትሓሪ፧

    ሃየ ምርጫኻ ኣዐሪ።

    ተወፋይነትካ፡

    ገና ድዩ ንቄሳር፡

    ወይስ ነቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ’ዩ፧

    ውሳነኻ ኣነጽር።

  3. 3. ኣነ ናይ መን እየ፧

    የሆዋ’ዩ ኣምላኸይ።

    ከገልግሎ’የ ’ወ ንኣቦይ፣

    ክፍጽመሉ መብጽዓይ።

    ክቡር መስዋእቲ’ዩ፡

    ንዓይ ዝኸፈለለይ።

    ከገልግሎ’የ ዅሉ መዓልቲ፣

    ክሳዕ ዘሎ ትንፋሰይ።

(እያ. 24:15፣ መዝ. 116:14, 18፣ 2 ጢሞ. 2:19 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ