ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sjj መዝሙር 25
  • ፍሉይ ጥሪት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ፍሉይ ጥሪት
  • ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ፍሉይ ጥሪት
    ንየሆዋ ዘምሩሉ—ሓድሽ መዝሙራት
  • መሰኻኽር የሆዋ ኢና!
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ስለ ወዱ ንያህ ወድሱ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • መሰኻኽር የሆዋ ኢና!
    ንየሆዋ ዘምሩሉ
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
sjj መዝሙር 25

መዝሙር 25

ፍሉይ ጥሪት

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(1 ጴጥሮስ 2:9)

  1. 1. ሓድሽ ፍጥረት ኣምላኽ’ዮም፡

    ዝረኸቡ ስምረቱ፣

    ካብ ደቂ ሰብ ዓዲጉ፡

    ዘርኣዮም ምሕረቱ።

    (ኣዝማች)

    ንስምካ ዚዀኑ

    ህዝቢ’ዮም ፍሉይ ጥሪት፡

    ምስጋና ውዳሰ

    ወትሩ ዜቕርቡ ሕሩይ ዓሌት።

  2. 2. ቅዱስ ህዝቢ ኣምላኽ’ዮም፡

    ናቱ ኣማን ብኣማን፣

    ዝወጹ’ዮም ካብ ጸልማት፡

    ናብ ዜገርም ብርሃን።

    (ኣዝማች)

    ንስምካ ዚዀኑ

    ህዝቢ’ዮም ፍሉይ ጥሪት፡

    ምስጋና ውዳሰ

    ወትሩ ዜቕርቡ ሕሩይ ዓሌት።

  3. 3. ይምስክሩ ብጽንዓት፡

    ይሰብኩ’ውን ተጊሆም።

    መዝነቶም የኽብሩ፡

    ይሕልዉ ቓሎም።

    (ኣዝማች)

    ንስምካ ዚዀኑ

    ህዝቢ’ዮም ፍሉይ ጥሪት፡

    ምስጋና ውዳሰ

    ወትሩ ዜቕርቡ ሕሩይ ዓሌት።

(ኢሳ. 43:20ሀ, 21፣ ሚል. 3:17፣ ቈሎ. 1:13 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ