ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sjj መዝሙር 1
  • ባህርያት የሆዋ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ባህርያት የሆዋ
  • ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ባህርያት የሆዋ
    ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • “እቶም ኣርባዕተ ዝገጾም ህያዋን ፍጡራት” መን እዮም፧
    ንጹህ ኣምልኾ የሆዋ—ኣማስያኡስ ተመሊሱ!
  • የሆዋ ምንጪ ውህበትን ዕቝባን
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2014
  • ጸሎት ኣገልጋሊ ኣምላኽ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
sjj መዝሙር 1

መዝሙር 1

ባህርያት የሆዋ

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(ራእይ 4:11)

  1. 1. የሆዋ ኣምላኽ፡ ምንጪ ብርሃናት፣

    ልዑል ብሓይሊ፡ ወሃብ ኵሉ ህይወት።

    ይርአ’ዩ ኣብ ፍጥረት ሓይልኻ፣

    ኣብ ኵሉ ድንቂ ተግባራትካ።

  2. 2. ዓብዪ ዝፋንካ፡ ቈይሙ ኣብ ፍትሒ፣

    ኣፍሊጥካና’ውን ጠቓሚ መምርሒ።

    ’ተ መርሚርና ነቲ ቕዱስ ቃልካ፡

    የነጽረልና ንጥበብካ።

  3. 3. ኣርኢኻና’ኻ ፍጽምቲ ፍቕሪ፣

    ነዛ ፍቕርኻ ገሊጽካ ብግብሪ።

    ባህርያትካ ዀነ ኽቡር ስምካ፡

    ከነፍልጦ’ና ንፍጥረትካ።

(መዝ. 36:9፣ 145:6-13፣ መክ. 3:14፣ ያእ. 1:17 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ