ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • lfb ገጽ 218-219
  • መእተዊ መበል 14 ኽፋል

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መእተዊ መበል 14 ኽፋል
  • ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ራእይ ዮሃንስ
    ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
  • ንየሱስ ምሰሎ—ብትብዓት ስበኽ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2009
  • መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ ኢያ፧
    ኣምላኽ ካባና ዝደልዮ ብቕዓት እንታይ ኢዩ፧
  • የሱስ ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኽ ዝመሃሮ ትምህርቲ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2010
ዝያዳ ርአ
ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
lfb ገጽ 218-219
ሃዋርያ ጳውሎስን ጢሞቴዎስን ኣብ መርከብ

መእተዊ መበል 14 ኽፋል

ቀዳሞት ክርስትያናት፡ ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ናብ ርሑቕ ክፋላት ምድሪ ኣብጽሑ። የሱስ ከኣ ኣበይ ከም ዚሰብኩ መርሖም፣ ንሰባት በብቛንቋኦም ኪምህሩ እውን ብተኣምራዊ መገዲ ኣኽኣሎም። የሆዋ ድማ ትብዓትን ብርቱዕ መስጐጕቲ ንምስጋር ዜኽእል ሓይልን ሃቦም።

የሱስ ንሃዋርያ ዮሃንስ ብዛዕባ ኽብሪ የሆዋ ዚገልጽ ራእይ ኣርኣዮ። ኣብ ካልእ ራእይ ከኣ፡ መንግስተ ሰማያት ንሰይጣን ስዒራ፡ ንግዝኣቱ ንዘለኣለም ከተጥፍኦ ኸላ ዮሃንስ ረኣየ። ብዘይካዚ፡ ዮሃንስ፡ የሱስ ንጉስ ኰይኑ ኺገዝእ ከሎ፡ 144,000 መጋዝእቱ እውን ምስኡ ረኣየ። ምልእቲ ምድሪ ገነት ኰይና፡ ኵሎም ሰባት እውን ንየሆዋ ብሰላምን ብሓድነትን ኬምልኽዎ ኸለዉ እውን ረኣየ።

ቀንዲ ትምህርቲ

  • ነቲ የሆዋ ኽንገብሮ ዝሃበና ዕዮ ምዕያይና፡ ንዕኡ ኽብሪ የምጽኣሉ

  • ህይወትካ ንየሆዋ ወፍየሉ፣ ተገዛኢ መንግስቱ ኽትከውን ከም እትደሊ እውን ኣርእዮ

  • ንየሆዋ ልዕሊ ዅሉ ዚቐርበካ ዓርክኻ ግበሮ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ