ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • rj ገጽ 16
  • መደምደምታ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደምደምታ
  • ናብ የሆዋ ተመለስ
ናብ የሆዋ ተመለስ
rj ገጽ 16

መደምደምታ

ምስ ህዝቢ የሆዋ ዘሕለፍካዮ ባህ ዜብል እዋናት፡ ንኣብነት ዜተባብዕ ኣኼባ ጉባኤ፡ ዚምስጥ ዓብዪ ኣኼባ፡ ኣብ ኣገልግሎት ዘጋጠመካ ዜሐጕስ ተመክሮ፡ ወይ ምስ ኣማኒ ዝዀነ ብጻይካ ዝገበርካዮ ዕላል ትዝክርዶ፧ ንየሆዋ ኣይረሳዕካዮን፣ ንሱ እውን ኣይረስዓካን። ነቲ ብተኣማንነት ዘገልገልካዮ ኣገልግሎት ደስ ኢልዎ ይዝክሮ እዩ። ናብኡ ምእንቲ ኽትምለስ ኪሕግዘካ እውን ሃንቀው ይብል እዩ።

የሆዋ ኸምዚ ኢሉ ኣሎ፦ “ኣነ ባዕለይ ንኣባጊዐይ ከናድየንን ክኣልየንን እየ። ፋሕ ንዝበላ ኣባጊዑ ረኺቡ ኸም ዜብልዐን ጓሳ፡ ንኣባጊዐይ ክኣልየን እየ። ካብ ኵሉ እቲ . . . ፋሕ ኢለናሉ ዝነበራ ቦታታት ከናግፈን እየ።”—ህዝቅኤል 34:11, 12።

ኣብ ዓብዪ ኣኼባ እተኣከባ ኣሓት እተሳእላኦ ስእሊ
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ