ኣብርሃም (ኣብራም) ሞተ፦ 1843 ቅ.ክ.
ሩት ንቦኣዝ ተመርዓወቶ፦ ከ. መበል 14 ዘመን ቅ.ክ. (ኣብ መጀመርታ ዘመነ መሳፍንቲ)
ሃና ተወልደት፦ ከ. መወዳእታ መበል 13 ዘመን ቅ.ክ.
ሳሙኤል ተወልደ፦ ከ. መጀመርታ መበል 12 ዘመን ቅ.ክ.
ኣቢጋይል ንዳዊት ተመርዓወቶ፦ ከ. መጀመርታ መበል 11 ዘመን ቅ.ክ.
ኤልያስ ንጡፍ ዝነበረሉ፦ ድሕሪ 940 ቅ.ክ. ክሳዕ 905 ቅ.ክ.
ዮናስ እትነበየሉ፦ ክሳዕ ከ. 844 ቅ.ክ.
ኣስቴር ንጥፍቲ ዝነበረትሉ፦ ካብ 493 ክሳዕ ከ. 475 ቅ.ክ.
ዮሴፍ ንማርያም ተመርዓዋ፦ 2 ቅ.ክ.
ማርያም ንየሱስ ወለደቶ፦ 2 ቅ.ክ.
ማርታ ንጥፍቲ ዝነበረትሉ፦ ብ29-33 ድ.ክ.
ጴጥሮስ ሃዋርያ ዀነ፦ 31 ድ.ክ.