ትሕዝቶ
ገጽ ምዕራፍ
4 መእተዊ
9 1. “ምዉት ክነሱ . . . ብእምነቱ ይዛረብ ኣሎ”—ኣቤል
17 2. “ምስቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ተመላለሰ”—ኖህ
25 3. ‘ኣቦ ዅሎም እቶም ዚኣምኑ’—ኣብራም
33 4. “ናብ እትኸድዮ እኸይድ”—ሩት
42 5. “ብልጽቲ ሰበይቲ”—ሩት
51 6. ብጸሎት ልባ ናብ ኣምላኽ ኣፍሰሰት—ሃና
59 7. “ኣብ ቅድሚ የሆዋ ይዓቢ ነበረ”—ሳሙኤል
67 8. ዜጕሂ ነገራት እናኣጋጠሞ ኽነሱ ጸንዐ—ሳሙኤል
76 9. ብምስትውዓል ስጕምቲ ወሰደት—ኣቢጋይል
84 10. ንንጹህ ኣምልኾ ተሓለቐሉ—ኤልያስ
92 11. ብንቕሓት ተኸታተለን ተጸበየን—ኤልያስ
99 12. ብኣምላኹ ተጸናንዐ—ኤልያስ
108 13. ካብ ጌጋታቱ ተማህረ—ዮናስ
116 14. ብዛዕባ ምሕረት ተማህረ—ዮናስ
125 15. ንህዝቢ ኣምላኽ ተሓለቐትሎም—ኣስቴር
135 16. ብጥበብን ብትብዓትን ጥቕሚ ርእሳ ብምስዋእን ስጕምቲ ወሰደት—ኣስቴር
145 17. “እነኹ ባርያ የሆዋ”—ማርያም
153 18. ‘ኣብ ልባ ትሓስቦ ነበረት’—ማርያም
162 19. ስድራ ቤቱ ዘዕቈበን ዝናበየን ጽኑዕ ኣቦ—ዮሴፍ
172 20. “ኣሚነ ኣለኹ”—ማርታ
180 21. ምስ ፍርህን ጥርጣረን ተቓለሰ—ጴጥሮስ
188 22. ብተኣማንነት ፈተናታት ሰገረ—ጴጥሮስ
196 23. ካብ ጐይታኡ፡ ይቕረ ምባል ተማህረ—ጴጥሮስ
206 መደምደምታ