ትሕዝቶ ገጽ 3 እዛ ዓለም እዚኣ ናበይ ገጻ እያ እተምርሕ ዘላ፧ ኣምላኽ ብዛዕባና ብሓቂ ይግደስዶ እዩ፧ 6 ኵሉ እቲ ኣቐዲሙ እተጠቕሰ ፍጻመታት እንታይ ትርጕም እዩ ዘለዎ፧ ናይ ምንታይ ዳሕሮት መዓልትታት እየን፧ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ ቓል ኣምላኽ ድዩ፧ መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ እያ፧ 9 ህይወትካ ናበይ ገጻ እያ እተምርሕ ዘላ፧ ዝያዳ ዜገድሰካ ነገር እንታይ እዩ፧ እቲ እትገብሮ ምርጫ ብሓቂ ናብቲ ኽትበጽሖ ዝወጠንካዮ ሸቶ ዜብጽሓካ ድዩ፧ 12 ‘“እታ ዚፈርደላ ጊዜ” በጺሓ እያ መዓስ እያ እትመጽእ፧ መወዳእታ መዓስ ከም ዚመጽእ እንተ ትፈልጥ ኣብ ህይወትካ ለውጢ ምሃለዎዶ፧ ናይ ልዑላውነት ጕዳይ 16 ኣምላኽ ዘተስፈዋ ሓዳስ ዓለም እቲ ነዚ ነገራት እዚ እተመባጽዐ ኣምላኽ “ሓድሽ ሰማያትን ሓድሽ ምድርን” ከመይ ዝበለ ለውጥታት እዩ ኼምጽእ፧ ካብ መብጽዓታት ኣምላኽ ክትጥቀምዶ ኢኻ፧ 20 ብምቕላቦም ህይወቶም ኣድሓኑ 22 “ግዲ ኣይገበሩን” ዓለምለኻዊ ማይ ኣይሂ ብሓቂ ነይሩዶ እዩ፧ ሶዶምን ጎሞራን ብሓቂ ጠፊኤንዶ እየን፧ 24 ‘ናብ ፈተና ምእንቲ ኸይትኣትዉ’ 28 “ቅድሚ ዅሉ . . . ሃልሃል እትብል ፍቕሪ ትሀሉኹም” 32 መጽሓፍ ቅዱስ ንኺርድኣካ ዚሕግዝ መገዲ