ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • gf ትምህርቲ 15 ገጽ 24-25
  • ኣዕሩኽ ኣምላኽ ሰናይ ዘበለ ይገብሩ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣዕሩኽ ኣምላኽ ሰናይ ዘበለ ይገብሩ
  • ዓርኪ ኣምላኽ ክትከውን ትኽእል ኢኻ!
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ስድራ ቤትካ ሕጕስቲ ኽትከውን ትኽእል እያ
    መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይምህረና፧
  • ሕጕስቲ ስድራ ቤት ብኸመይ ክትህልወካ ትኽእል፧
    ሕጕስቲ ስድራ ቤት ብኸመይ ክትህልወካ ትኽእል፧
  • ነባሪ ሓዳር ንምምስራት ዝሕግዛ ክልተ መፋትሕ
    መፍትሕ ሓጐስ ስድራ ቤት
  • ንኣምላኽ ባህ ዘብል ናብራ ስድራቤት
    ኣምላኽ ካባና ዝደልዮ ብቕዓት እንታይ ኢዩ፧
ዝያዳ ርአ
ዓርኪ ኣምላኽ ክትከውን ትኽእል ኢኻ!
gf ትምህርቲ 15 ገጽ 24-25

ትምህርቲ 15

ኣዕሩኽ ኣምላኽ ሰናይ ዘበለ ይገብሩ

ሓደ እተድንቖን እተኽብሮን ዓርኪ ምስ ዝህልወካ: ንዕኡ ኽትመስል ኢኻ እትጽዕር። መጽሓፍ ቅዱስ “እግዚኣብሄር ሰናይን ቅኑዕን እዩ” ይብል። (መዝሙር 25:8) ኣዕሩኽ ኣምላኽ ንምዃን: ሰናያትን ቅኑዓትን ክንከውን ኣሎና። መጽሓፍ ቅዱስ “ከም ፍቁራት ውሉድ ሰዓብቲ ኣምላኽ ኩኑ። . . . ከምኡ ብፍቕሪ ተመላለሱ” ይብል። (ኤፌሶን 5:1, 2) ከምዚ ኽንገብረሉ እንኽእል ገለ መገድታት እንሆ:-

ክልተ ሰብኡት ኣብ ስፍራ ህንጸት ብሓንሳእ ይዓይዩ

ንኻልኦት ሓገዝ። “ንዅሉ ሰብ: . . . ሰናይ ንግበር።”—ገላትያ 6:10

ኣበርቲዕካ ዕየ። “እቲ ዝሰረቐ: . . . ጽቡቕ እናገበረ ደኣ በእዳዉ ይጽዐር እምበር: ደጊምሲ ኣይስረቕ።”—ኤፌሶን 4:28

ብኣካልን ብስነ-ምግባርን ንጹህ ኩን። “ብፍርሃት ኣምላኽ ቅድስና እናመላእና: ካብቲ ስጋን መንፈስን ዜርክስ ዘበለ ዅሉ ርእስና ነንጽህ።”—2 ቈረንቶስ 7:1

ኣባላት ሓንቲ ስድራ ቤት ምግቢ ኺበልዑ ይዳለዉ

ንኣባላት ስድራቤትካ ብፍቕርን ኣኽብሮትን ሓዞም። “ነፍሲ ወከፍኩም ነታ ሰበይቱ ኸም ነፍሱ ገይሩ የፍቅራ: እታ ሰበይቲውን ንሰብኣያ ትፍርሀዮ [“ተኽብሮ:” ትርጕም 1990]። ኣቱም ውሉድ: . . . ንወለድኹም ብጐይታ ተአዘዝዎም።”—ኤፌሶን 5:33–6:1

ንኻልኦት ኣፍቅር። “ፍቕሪ ኻብ ኣምላኽ እያ እሞ: ንሓድሕድና ንፋቐር።”—1 ዮሃንስ 4:7

ንሕግታት ናይታ እትነብረላ ሃገር ተኣዘዝ። “ነፍሲ ወከፍ ነቲ ኣብ ልዕሊኡ ስልጣን ዘለዎ ይገዝኣዮ። እምብኣርስ ግብሪ ንዚግብኦ ግብሪ . . . ንዅሉ እቲ ዘዚግብኦ ሀብዎ።”—ሮሜ 13:1, 7

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ