ኣብ ኢንተርነት ዚርከብ
ዓንቀጻት
ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ ዘሎ ሓሳባት፡ እቲ ዜጨንቐካ ነገራት ንጕድኣትካ ዘይኰነስ ንጥቕምኻ ኸመይ ጌርካ ኸም እትዓይየሉ ይገልጽ።
(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > TEENAGERS ርአ ወይ በቲ ድለ ዚብል ንዋት ተጠቐም)
ናይ የሆዋ መሰኻኽር ንደቂ እምነቶምን ንኻልኦትን ከመይ ገይሮም ብግብራዊ መገዲ ኸም ዚሕግዙ ኣንብብ።
(ኣብ ትሕቲ ብዛዕባና > ብተደጋጋሚ ዚሕተት ሕቶታት ርአ)