መእተዊ
ገሊኦም ሰባት፡ የሱስ ብሓቂ ነይሩ እንተ ዀይኑ ይጠራጠሩ እዮም፣ ካልኦት ግና ብሓቂ ኸም ዝነበረ እዮም ዚኣምኑ። ገለ ኻልኦት ድማ ብርግጽ ኪፍለጥ ከም ዘይከኣል ይዛረቡ።
እዛ ሕታም “ንቕሑ!” እዚኣ፡ መርትዖታት እንታይ ከም ዜርኢ ትገልጽ።
ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።
እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።