ኣብ ኢንተርነት ዚርከብ
ዓንቀጻት
ምስ መጻምድትኻ ኽትዘራረቡ ኸለኹም፡ ኣብ ሓደ ነታጒ እተቐብሮ ቦታ ትኸይድ ከም ዘለኻን ሓንቲ ስጕሚ ድማ ነቲ ኸም ነታጒ ዚፍንጀር ቈየቛ ኼባርዖ ኸም ዚኽእልን ኰይኑ ድዩ ዚስምዓካ፧ ከምኡ ዚስምዓካ እንተ ዀይኑ፡ እዛ ዓንቀጽ ክትሕግዘካ ትኽእል እያ!
(ኣብ ትሕቲ ሕታማት > መጽሔታት > ንቕሑ! ለካቲት 2013 ርአ)
ቪድዮታት
ከም እተፈጠርና ምእማን ዚወሓጠልካ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧
(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > TEENAGERS ርአ)