መጽሓፍ ቅዱስ ጽቡቕ መጽሓፍ ጥራይ ድዩ፧
ቍ. 2 2016
© 2016 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ዓለምለኻዊ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ። ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ www.jw.org ርአ።
ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት እብራይስጢ ኻብቲ ብ1956 እተተርጐመ መጽሓፍ ቅዱስ እተወስደ እዩ። ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ግሪኽኛ ኸኣ፡ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጕም ሓዳስ ዓለም (ማቴዎስ-ራእይ) እተወስደ እዩ። ኣብ ውሽጢ ጥቕሲ ብሰያፍ እተጻሕፈ እንተ ደኣ ኣልዩ፡ ባዕልና ዝገበርናዮ እዩ። ደድሕሪ ጥቕሲ NW ዚብል እንተ ደኣ ኣልዩ ግና፡ እቲ ትርጕም ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እንግሊዝኛ እተዳለወ ናይ ቅዱሳት ጽሑፋት ትርጕም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።