ትሕዝቶ
ጥሪ-መጋቢት 2002
ናይ መንፈስ ጭንቀት ንዘለዎም መንእሰያት ዝኸውን ሓገዝ
ኣብዚ እዋን እዚ ዘለዉ ኣባጽሕን ጐራዙትን ካብ ቅድሚ ሕጂ ንላዕሊ ንጭንቀት እተቓልዑ ኢዮም ዝመስሉ። ተኣፈፍቲ ዀይኖም ዘለዉ ግን ስለምንታይ ኢዮም፧ ብኸመይ ኢዮም ክሕገዙ ዝኽእሉ፧
20 ንደቅኻ ዓው ኢልካ ኸተንብበሎም ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧
30 ካብ ከባቢ ዓለም
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ ብዝያዳ ባህ ዘብል ክገብሮ ዝኽእል ብኸመይ ኢየ፧ 15
ገሊኦም መንእሰያት ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ ባህ ዘብል ኰይኑ ረኺቦምዎ ኣለዉ። ንስኻውን ባህ ዘብል ንኽትገብሮ እንታይ ክሕግዘካ ከም ዝኽእል ርአ።
መንነት ጸረ ክርስቶስ ንዘመናት ዝኣክል መካትዒ ዀይኑ ጸኒሑ ኢዩ። እቲ መርትዖ ግን እንታይ ኢዩ ዝሕብር፧